Notices

ርሑስ በዓል ዒድ አልፊጥር ኩሉ ዓመታት ብሐጎስን ሰላምን ንትምነ፡

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ አልፊጥር አልሙባረክ 2012 ሰናይ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ትምኒቱ ይገልጽ።

ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ ብሐፈሽኡ ድማ ንአስላም ህዝቢ ዓለም ርሑስ ዒድ ክገብረልና እናተመነየ፡ ነዚ አጋጣሚ ብምጥቃም ድማ ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ዘለዎ ኩነታት ተገላጊሉ አብዝመጽእ ዘሎ ዓመት አስላሙን ክርስትያኑን ሐቢሩ ምስ ደቁ ተሐቛቒፉ ሀይማኖታውን ሀገራውን በዓላቱ አብ ሀገሩ ከብዕሎ ልባዊ ትምኒትና ንገልጽ።

 

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

19.08.2012

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top