Notices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ጅነቭ – ስዊስ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ስዊስ ንቀዳም ዕለት 12/01/20123 ብብጻይ ዑቕባዝጊ ድቡስ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ብሓፈሻ፡ ውጽኢት 2ይን ሓድነታውን ጉባኤ ውድብና ድማ ብፍላይ፡ ብሰፊሕ ክዝቲ ምዃኑ ንሕብር።

 

ኣኼባ ዝካየድሉ ቦታ፡ Salle……. Réne Dumont

Maison des associations

1205 Genève

Tram 13 ወይ 15 ሳልሰይቲ ፈርማታ ካብ እንዳ ባቡር (Direction Plainpalais)

ኣኼባ ዝካየደሉ ግዜ፡ 18.00

 

ብድሓን ምጹ!

 

“ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ“

ሽማግለ ጨንፈር ግ.ሃ.ድ.ኤ

ስዊስ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top