Notices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ሽወደን ንቀዳም ዕለት 26/01/2013 ብብጻይ መሓመድ ስዒድ መፍለስ ኣቦ መንበር ማእከላይ ባይቶ ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ውጽኢት 2ይን ሓድነታውን ጉባኤ ግ.ሃ.ድ.ኤን ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታትን  ብሰፊሕ ክዝትቲ ምዃኑ ንሕብር።

 

 

ቦታ፡  Kista Träff

 

ግዜ፡ 14.00 – 18.00

 

 

ብድሓን ምጹ!

 

“ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ“

 

 

ሽማግለ ጨንፈር ግ.ሃ.ድ.ኤ

ሽወደን

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top