Notices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንግሃም

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 04/07/2010 ብተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዝምእከል ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉኹም ሃገራውያንን ብኤርትራ እትግደሱን ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ  ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባ ብዛዕብ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን ቃልስታት ሃገራውያን ሓይልታትን ከምኡ’ውን ሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንምክያድ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታትን ኣልዒሉ  ብዑምቀት ክመያየጥ እዩ።

ኣኼባ ዝካየደሉ ቦታ፡

Wardlow  centre

Wardlow Road

Nechells

Birmingham B7 4JH

ግዜየን ሰዓትን

ካብ ሰዓት 15.00 ክሳብ 18.00

ብድሓን ምጹ !

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top