ዑደት ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)ናብ ዓባይ ብሪጣንያ

ኣገዳሲ ሓበርይታ ንኹሎም  ኤርትራውያን  ፈተውቲ ሰላምን ደለይቲ ዲሞክራሲያዊ  ለውጥን!!

ሓቀኛ  ቃልሲ  ታሪኽ  ጅጋኑ ኣቦታት ብመልክዕ  ስነፍልጠትን  ሰነዳትን  ብደሆን  ንሓፋሽ  ህዝቢ  ኤርትራ  ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ  ንከቕርብ  ክቡር ሓው /ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፓ) ኣብዚ ቀረባ  እዋን  ናብ  ሎንዶን  ክኣቱ ኢዩ፡፡

ዎ’ክቡር ህዝብና ቀጻሊ ሓበሬታ ተኻተተሉና፡፡ ኣዳላዊት  ሺማግለ፡፡

 

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8769

Posted by on Aug 10 2014 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net