ኣገዳሲ ሓበሬታ

eudc

ኣብ ሰፊሕ ሰሚናርን ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንምስታፍ ምሉእ ድሌት ዘለዎ ዜጋታት፡ ኣብ ክልቲኡ መድረኻት ክሳተፉ ክፋት ምዃኑ፡ ብ26 ታሕሳስ 2014 ኣብ ዝተፈላለዩ መርበብ ሓበሬታት ኤርትራ ብዝተዘግሐ ኣገዳሲ ሃገራዊ መጸዋዕታ ዕላዊ ዕድመ ምቕራብና ይፍለጥ። ነዚ ምርኩስ ብምግባር፡ ነቲ ዝቐረበ ዕድመ ኣኽቢርኩም፡ ንክትሳተፉ ኣብ ምሉእ ዕግበትን ውሳኔን ዝበጻሕኩም ዜጋታት ልዑል ምስጋናና ብድሕሪ ምቕራብ፡ ካብ 04 ጥሪ 2015 ክሳብ 13 ጥሪ 2015 ዘሎ እዋን እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ብምምላእ ንኣሰናዳኢ ሽማግለ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ክትሰዱ ንምሕጸን።

  1. ምሉእ ስም
  2. ዝነብረሉ ሃገር
  3. ኢ-መይል
  4. ቁጽሪ ስልኪ
  5. ንፖሎቲካዊ ውድባት ዝምልከት ብወሳኔ ደረጃ ዝተወሰነ ቁጽርን ዝተዋህበ ዕድመን ምህላዉ እናገለጽና፡ ኣባል ዝኾነ ፖሎቲካዊ ውድብ ክኸውን ከም ዘይግባእ ንሕብር።

 

ኣድራሻታት፡-

ኢ-መይል      mabeel2010@gmail.com

ቁጽሪ ስልኪ    00251-911822401    00251-912184659    00251-912445520

 

ብኩሉ ዓቕምታትና ሓባራዊ ገድላዊ ዕዮ ንምዕዛዝ ንረባረብ!!

 

 

                             ኣሰናዳኢ ሽማግለ

                                    ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ)

04 ጥሪ 2015

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=9216

Posted by on Jan 4 2015 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net