ዯሞክራስያዊ ሇውጢ
ዯሞክራስያዊ ሇውጢ ኣብ ወወርሒ እትሕተም ወግዒዊት ሌሳን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዯሞክራስያዊ ሇውጢ Read more >>>>
ዯሞክራስያዊ ሇውጢ ኣብ ወወርሒ እትሕተም ወግዒዊት ሌሳን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዯሞክራስያዊ ሇውጢ Read more >>>>
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ናብዚ ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ኣብጽሓኩም ይብል። ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ […]
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብፍላይ፡ ንኣመንቲ ክርስትና እንቋዕ ናብዚ ርሑስ በዓል ቁዱስ ዮውሃንስ ኣብጸሓኩም እናበለ ዮሃናኡ ክገልጽ እንከሎ ልዕሉ ሓጎስ ይስመዖ። ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ቁዱስ ዮውሃንስ’ዚ ከሕልፎ ዝደሊ መልእኽቲ እንተሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጸረ ቶቲሊታርያዊ ሰርዓት ህግደፍ ተናግፉ ኣብ ጎደና ሰላምን ደሞክራስን ምዕባለን […]
ዓረር ትግባእ እድና ሃተማቲም ወርዳዋ እባ ይዓሩ ለትናጦ ወእባ ይኣምሮ ውርዳሃ ተሓይስ ተሓምቕ አለቦም ምንኮር ላቱ ዓርጋዋ ተሓውተነው ሸፈቲት ላታደንን ዋዕለዋ ኮለይ ወድ በራድ ግል ግብርኖት ዳሕረዋ ዓረር ትግባእ እድና ሃተማቲም ወርዳዋ ዓዶም ዘምት ከራዪ እብ ኣይደቶም ታላዋ ዓመጽ ሕራም ግልቡባት ስለል ዓቦት ሰመዋ ኣግሩዝ ተጅሂል መድራሰት ምን ዪራኪብ ራክባዋ በረጀው ገል ጀሃል ወግል ቕወት […]
Radio Erena, a Paris-based satellite radio station that broadcasts to Eritreans in Eritrea and to the Eritrean diaspora, is again the target of a pirate transmission from within Eritrea that is blocking its broadcasts – this time since 4 September. The sabotage resumed two days after the radio and TV satellite company Arabsat restored Radio […]
ENCDC Australia Cordially invite you to celebrete
4th Sept. 2012 At a meeting sponsored by the member of the executive of the Eritrean National Council for democratic change Mr Munir Abdulhai and a member of the National Council Mr Mohamednoor Ahmed on Saturday evening 1st Sept. 2012. The youth raised vital discussion points regarding “Australian Youth” and to fill the vacant seat […]
ሓደ መስከረም ዘለ ኣለም ክትዝከሪ ንበሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ Reda more >>>>ecdnc 1 Sep 2012
1st September 61 – 1st September 2012 Today in the 1st September 2012, we celebrate our success, remember our heroes, and evaluate our journey and learn big lessons. BIG TIME!! Today we also renew our oath to defeat the authoritarian regime in Eritrea and replace it with a democratic government. TO DO […]