Ref. no.001 Date: 25/08/2012 ናይ ሓዘን መግለጺ ስምረት መንእሰያት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ንኢትዮጵያ ን21 ዓመታት ብብቕዓት ዝመርሐን እታ ሃገር መሰረታዊ ናይ ደሞክራሲን ቁጠባን ዕብየት ንኸተመዝግብ ዘኽኣለን ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ብሕማም ምኽንያት ብ20 ነሓሰ 2012 ካብዚ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈልየ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተፈነወ ዝተሰምዓና ስንባደን ሓዘንን ክንገልጾ ቃላት እሓጽረና። ሞት ባህርያዊ እዩ። […]
Aug 26 2012 | Posted in
News |
Read More »
It was with great sadness that we learned of the passing away of PM Meles Zenawi. We express our sincere condolences to his family, Government and peoples of Ethiopia. The late PM, Meles Zenawi will be remembered for his skillful leadership of the EPRDF not only in scoring victory against the military dictatorial junta of […]
Aug 26 2012 | Posted in
News |
Read More »
ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ንኢትዮጵያ ን21 ዓመታት ብብቕዓት ዝመርሐን እታ ሃገር መሰረታዊ ናይ ደሞክራሲን ቁጠባን ዕብየት ንኸተመዝግብ ዘኽኣለን ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ብሕማም ምኽንያት ብ20 ነሓሰ 2012 ካብዚ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈልየ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተፈነወ ዝተሰምዓና ስንባደን ሓዘንን ክንገልጾ ቃላት እሓጽረና። ሞት ባህርያዊ እዩ። ንዘልኣለም ዘዘክር ህያዉ ታሪኽ ሰሪሕካ ምሕላፍ ግን […]
Aug 25 2012 | Posted in
News |
Read More »
Read more …>>> selam – aug 2012
Aug 25 2012 | Posted in
News |
Read More »
We write this letter as concerned Eritrean youth who are working day-in and day-out to help restore our people’s dignity. We are members of the Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC), a youth organization that is working to bring badly needed change to our country. When our fathers and mothers fought for Eritrea’s independence, nobody […]
Aug 24 2012 | Posted in
Articles,
Notices |
Read More »
ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፑፕሊክ ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ብምዕራፉ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና ንስድራቤቱን ፤ ፈተውቱን ፤ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል ። ወዲ ሰብ ብሂወት እናሃለው ዝሰርሖ ታሪኽ ፡ ድሕሪ ሞቱ ህያው ኮይኑ ስለ ዝዝከር ፡ ኣቶ መለስ ውን ብሂወት ኣብዘይሃለወሉ እዋን ፡ ከም ህያው ኮይኑ ዘዘክሮ ዓቢ ታሪኽን ብዙሕ ዘኹርዕ ስምብራትን ገዲፉ […]
Aug 23 2012 | Posted in
News |
Read More »
ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክርሲያዊ ለውጢ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ ለይቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰመዓና ሓዘን ንገልጽ። ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ንኢትዮጵያውያን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ኩሉ እቲ ደላይ ሰላምን ብልጽግናን ኣፍሪቃዊ እውን ብቐሊሉ ዝረኤ ኣይኮነን ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ […]
Aug 23 2012 | Posted in
News |
Read More »
ቀዳማይ ሚኒስተር አቶ መለስ ዜናዊ ብዘጋጠ ሞም ሕማ ም ናብ ሎሚ ንግሆ ዘውግሕ ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ካብ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም በዚ አጋጣሚ›ዚ ብስም ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪን ብስም ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ ንመንግስትን መላእ ህዝቢ ኢትዮጰያን ከምእ’ውን ንስድራቤት አቶ መለስ ዜናዊ ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልና ብሞት.ዚ ኩቡርን ደላይ ሰላምን ዕብየትን ዝነበረ […]
Aug 22 2012 | Posted in
News |
Read More »
ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዴሞክራስያዊ ሪፓብሊክ ቀዳማይ ሚኒስትርን ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ደሞክራስያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ኣቦ-መንበርን ዝነበሩ ክቡር ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ናይ መስዋእቶም ዜና ነሓሰ 21/2012 ምስ ተሰምዐ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ክቡር አቶ መለስ ዜናዊ፡ ካብ ግዜ ንእስነቶም ጀሚሮም ተቓሊሶም ዘቃለሱ፡ ካብ ተጋዳላይነት ጀሚሮም ክሳብ ናብ ዝለዓለ ህዝባዊ መሪሕነት ዝበጽሑ ወዲ-ህዝቢ ምንባሮም፡ […]
Aug 22 2012 | Posted in
News |
Read More »
We have learned with shock and deep sadness the news of the untimely passing away of His Excellency Prime Minister Meles Zenawi. Regardless of our differences with his government’s policies concerning the Ethio-Eritrean border demarcation issue and their approach to Eritrean opposition politics, we acknowledge that Mr. Zenawi was a great statesman and prominent […]
Aug 22 2012 | Posted in
Press release |
Read More »