Author Archive
Stories written by admin

መግለጺ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብምኽኒያት መስዋእቲ መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር

ሎሚ ንግሆ 21 ነሓሰ 2012 ቴሌቭጅንን ሬድዮን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ናይ ንግሆ መደባት ፈነወአን ዘቕረባኦ መግለጺ መስዋእቲ ክቡር መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ ምስ ሰማዕና፡ ዝተሰማዓና ከቢድ ሓዘን ብስም መሪሕነትን መሰረታትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ንገልጽ።   ስዉእ መልስ ዜናዊ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኢትዮጵያ፡ ተቓለስቲ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ሓዳስ ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ ንምህናጽን ምምዕባልን ካብ ዝወለድዎምን […]

መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊያን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ኢትዮጵያ

ንሕና ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ እንመሃር ኤርትራዊያን ስደተኛታት። ብዛዕባ ህሉዉ ኩነታት ሃገርና ንምምይያጥ “ንቑሕ ዉዳበ – ህዝባዊ ሕቶ ይምልስ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 13 ክሳብ 18 ነሓሰ 2012 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢእና፣ ኣብዚ ን6 መዓልታት ዝቐጸለን ዉዕዉዕ መንፈስ ኩሉ ተሳታፊ ዝተንጸባረቐሉን መኣዲ ዘተ። ንኩነታት ሃገርና ብኹለንትናኡ። ማለት ብፖለቲካዊ። ማሕበራዊ። ቁጠባዊን ዲፕሎማስያዊን ሸነኻቱ ብዕምቈት […]

ጨንፈር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ሎንደን ኦንታርዮ ተመስሪቱ

ኤርትራውያን መንእሰያት ሎንደን ኦንታርዮ ኣንጻር ህግደፍ ዘካይድዎ ቃልሲ ብዝተወደበ መንገዲ ንምክያድ፡ ጨንፈር ማሕበር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ብ19 ነሓሰ ኣብ ከተምኦም መስሪቶም። ኣብቲ ናይ ምምስራት ኣጋጣሚ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ – ሎንደን ኦንታርዮ (ስ.ኤ.መ.ለ.-ሎንደን)፡ ኣቶ ይትባረኽ ገብረትንሳአ ነቲ ጽምብል ብዝክረ-ሰማእታት ከፊትዎ። ቀጺሉ መንእሰይ ዮሴፍ ተኽለብርሃን ንራኢን ዕላማን ስ.ኤ.መ.ለ.  ዝገልጽ ጽሑፍ ብምንባብ ተሳተፍቲ ብዛዕባ ስ.ኤ.መ.ለ. ዘለዎም […]

Hume man named one of 100 most influential African Australians

Yasir Mahmud, from Roxburgh Park, has been named one of the 100 most influential African Australians. Picture: KYLIE ELSE N07HO500

16 Aug 12  ا  by Allan Valente Yasir Mahmud, from Roxburgh Park, has been named one of the 100 most influential African Australians. Picture: KYLIE ELSE N07HO500 A HUME resident will be recognised for his work in helping others at the Celebration of African Australians Awards. Yasir Mahmud, a senior employment consultant with Job Prospects, will travel […]

በዓል ሓደ መስከረም ኣብ ቶሮንቶ

ጨንፈር ቶሮንቶ 51 YEARS OF ERITREAN CITIZENSHIP IT MEANS THE WORLD TO US. 51 ዓመት ንኤርትራውነት ኣብ ዓለምና ክብረት። ኩልና ደቂ ዓዋተ ኢና!   ኣቃልሑላባ!ይነፋሕ ጥሩምባ! ናይ ኤርትራውነት ታባ! ጎቦ ኣዳል፡ ጎቦታት ቶጎሩባ!         ኤርትራ ERITREA 1961 ናይ ሓርነት ማሕታ! 2 SEPTEMBER 2012 2 መስከረም 2012 ዓቢ በዓል ኣብ ከተማ ቶሮንቶ፡ ቦታ፦847 […]

ርሑስ በዓል ዒድ አልፊጥር ኩሉ ዓመታት ብሐጎስን ሰላምን ንትምነ፡

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ አልፊጥር አልሙባረክ 2012 ሰናይ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ትምኒቱ ይገልጽ። ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ ብሐፈሽኡ ድማ ንአስላም ህዝቢ ዓለም ርሑስ ዒድ ክገብረልና እናተመነየ፡ ነዚ አጋጣሚ ብምጥቃም ድማ ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ዘለዎ ኩነታት ተገላጊሉ አብዝመጽእ ዘሎ ዓመት አስላሙን ክርስትያኑን ሐቢሩ ምስ ደቁ ተሐቛቒፉ ሀይማኖታውን ሀገራውን በዓላቱ አብ ሀገሩ ከብዕሎ ልባዊ ትምኒትና ንገልጽ።   […]

ርሑስ ዒድ ኣል-ፈጥር ኣልሙባረክ

ብምኽንያት ዒድ  ኣል-ፋጥር ኣል-ሙባረክ፡ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ኤርትራውያን ብፍላይ፡ ንኹሎም ኤርትራዉያን ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ጾምኩምን ካልእ ኩሉ ጽቡቕ ተግባራትኩምን ረቢ ይቀበለልኩም፡ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮታትና ንገልጸልኩም። : kebireuk@gmail.com مــؤسســــة كبيــــري للإغــــــاثة والتنميــــة ማሕበር ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን KEBIRE FOUNDATION FOR RELIEF & […]

Eid Celebration in Birmingham‏

ስ.ኤ.መ.ለ. – ብርጣንያ ንኤርትራውያን ኣትለት ዘተባብዕ ንውድቀት ህግደፍ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ሎንደን ኣካይዶም

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ-ብርጣንያ ኣብ መዛዘሚ ጽምብል ኦሎምፒክስ 2012 ውድድር ማራቶን ተረኺቦም ነቶም ንኤርትራ ወኪሎም ዝተወዳደሩ ሰለስተ ኣትለታት ዘተባብዕ፡ ንውድቀት ህግደፍ ድማ ዝጽውዕ ጭርሖታት ሒዞም ኣብ ቀንዲ ኩርንዓት ሎንደን ብምቛም ሓያል መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብቲ ካብ 27 ሓምለ ክሳብ 11 ነሓሰ ክካየድ ዝጸንሐ ውድድር ኦሎምፒክ ሎንደን፡ ኤርትራ 12 ኣትለትን ሓደ ሳይክሊስትን ንውድድር ሊእኻ ኔራ። እንተኾነ ኣብ […]

What is the importance of Stockholm’s Global Eritrean Youth Dialogue Conference?

By Fesseha Nair The author of this article has been following the Eritrean Youth in social media – Smer and others. Smer is a social media or a platform for discussion on the situation of the Eritrean people suffering under a totalitarian regime. It is different from Ether media like TV, Radio and Television. TV, […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net