August 15, 2012 – (London, UK) – Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC), a global, pro-democracy grassroots movement, today announced that it is in active communication with the Eritrean athletes who sought political asylum in the United Kingdom and is providing them necessary support. Following the anti-dictatorship protest rally along the Olympics marathon route which […]
Aug 18 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ብድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ዝተባርኸ ናይ ረመዳን ጾም ምፍታሕ ዝበዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብ ኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ብዙሕነት ዘተኣናግድ ሕብረተሰብ ከም ምዃኑ መጠን ምእንቲ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታዊ እምነታቱን […]
Aug 18 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልፈጥር ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምውሓስን […]
Aug 17 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
ብዑመር ጃብር ዑመር ብዝዕባ ሓንጎል ኤርትራዊያን ዝሓዘሎ ነገራት ኣልዕልና (components of mind ) ምስ ተዛረብና ፡ ኣካባቢ ፡ ባህሊ ፡ሃይማኖት ፡ከምኡ እውን ኣብ ፖለቲካዊን ሕብረተ ሰብኣዊን ቁጠባዊን ህይወቱ ንዘጋጥሙዎ ብድሆታት ንምግጣም ዝደለቦ ተሞክሮታት ከም ዘጠቃልል ጠቅስና ነርና። እዚ ጉዳይ ብሓደ ለይትን ማዓልትን ዝፍጸም ነገር ዘይኮነስ ንነዊሕ ግዜ ብዘገምታዊ ኣገባብ እናተዋህለለ ኣብ መደምደምታ ናይ ብስለት ደረጃ […]
Aug 17 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
Dutch Eritreans forced to pay ‘war tax’ The Eritrean Consulate in The Hague has been extorting money from Eritreans in the Netherlands for almost twenty years. A report in Dutch daily De Volkskant claims people are being forced to hand over two percent of their monthly income to support the regime of President Issayas Afewerki. […]
Aug 16 2012 | Posted in
Interviews,
News |
Read More »
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፣ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ ። ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር ምስ ዓለምለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰያት ንለዉጢ ጨንፈር ሊድስን ከባቢኣን ብምትሕብባር ታሪኻዊት ዕለት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ኣብ ትሕቲ ‘ኩሉ ዓቕምና ንድሕነት ህዝብና’ ዝብል ቴማ ንምብዓል ተዳልዩ ዘሎ ፍሉይ መደብ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብዚ ፍሉይ ኣጋጣሚ፣ ብዛብኣ ሰብኣዊ ግህስት ዜጋታትና ብኣሃዝን ስእልን ዝተሰነየ […]
Aug 16 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
Our Eritrea has a rich and remarkable history. In defiance, our forefathers bravely fought and resisted subjugation during the Italian and British colonization and the invasions of Haile Selassie and the Derg. Some of the notable heroes of the time include: Bahta Hagos (Aba Timer), Abdelkadir Kebire, Hamid Irdis Awate, Sheik Ibrahim Sultan and Weldeab […]
Olympic athlete and middle-distance runner is one of four from country seeking escape from repressive regime Ben Quinn The Guardian, Wednesday 15 August 2012 It was while his team-mates on Eritrea‘s Olympic team were out watching the men’s marathon in the Sunday sunshine that Weynay Ghebresilasie finally decided to take the decision that has changed […]
Aug 15 2012 | Posted in
News |
Read More »
ዝኸበርካ ኤርትራዊ መንእሰይ ወለዶ! ንሕና ኤርትራውያን መንእሰያት ፡ ኣብ ሃገርና ከይንዛረብ ኣፍና ተዓቢሱ፡ ብስም ሃገራዊ ኣገለገሎት ኣብ መወዳእታ ዘይብሉ ወተሃደራዊ ዕስክርና ከም ጅሆ ተታሒዝና፤ ኣብ ትሕቲ ሓደ ፍጹም ወተሃደራዊ ምልኪ ብናይ ጸጥታ መሓውራቱ ተኸቢብና ገላዩ ናይ 21 ክፍለ ዘበን ኮይንናሉ ዘሎናሉ ህሞት፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ጀጋኑ ደቒ ሃገር፡ ሃገር ንክተህልወና ንእስነቶም ኣብ ገድሊ ዘብለይዎን መናእሰያትን […]
Aug 14 2012 | Posted in
News |
Read More »
By EYSC-Bay Area ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ቤይ ኤርያ ብዕለት 08/10/12 አብ ከተማ ሳን ሆዘ ስሩዕ አኼብኡ አቃኒዑ። አብቲ ዝተቓንዔ ሰሚናር አባላት ማሕበር ንምዕባለታት ስ.ኤ.መ.ለ አመልኪቶም ሰፊሕ ክትዕን ምይይጥን አካይዶም። ብምቕጻል ንህሉው ፖለቲካዊ፡ ማሕበራውን ቁጠባውን ምዕባለታት ኤርትራን ንተራ መንእሰያት አብ ቃልሲ ንሓርነት ብዕምቆት ተዘትይሉ። አብ ዝሓለፈ እዋን አብ ዋሽንግቶን ዲሲ ንዝተጋብኤ ኮንፈረንስ ድሕሪ ምግምጋም ብዛዕባ […]
Aug 14 2012 | Posted in
News |
Read More »