ሀ. ቀንዲ ዕላማ ዋዕላ ስቶክሆልም ንህዝብና ካብቲ ወዲቕዎ ዘሎ ኣበሳ ንምድሓን ተወዲብካ ምቅላስ እዩ። ለ. ዋዕላ ስቶክሆልም ንምሉእ ስምረት መንእሰይ ኤርትራ ይቃለስ። ሐ. ካብዚ ስትራተጂካዊ ዕላማ ተበጊሱ ዋዕላ ስቶክሆልም ንዋዕላ ደብረዘይትን ነቲ ካብኡ ዝመንጨወ ”ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር” ይድግፍ። መ. ዋዕላ ስቶክሆልም ነቲ ስሙር ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ይሰናዳእ ዝብል ውሳነ ዋዕላ […]
Aug 12 2012 | Posted in
News |
Read More »
እቲ ዓወት ብዳግማይ ዓወት ክድራዕ ሕጅ’ውን ስምረት !! More >>>
Aug 11 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤርትራውያን ካናዳውያን ተቐማጦ ቶረንቶን ከባቢኣ ንብቆንስል ኤርትራ ዝተዳለወ ናይ ገንዘብ ምውጻእ ውራይ ብምቅዋም ኣብ ፊት ሸራተን ሆቴል ዳውንታውን ቶረንቶ ውዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እዚ ብ5 ነሓሰ ብተበግሶ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ዝተወሃሃደ፡ ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ( ENCDC ) ን ኢፒዲፒን ዝተዳለወ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ንሕቡእ ኣጀንዳ ናይቲ ኣብ ሸራተን ሆቴል ዝካየድ ዝነበረ ናይ ገንዘብ […]
Aug 8 2012 | Posted in
News,
Resistance |
Read More »
By Aaron Berhane The Eritrean Human Rights Group staged a popular demonstration against an Eritrean consulate-sponsored fundraising event at Sheraton Hotel in downtown Toronto on August 5. The protesters disclosed the hidden agenda of the so-called “community” event by chanting such slogans as: “No Fundraising to finance terrorists”; “No fundraising to finance the dictator”; “Stop […]
Aug 8 2012 | Posted in
News |
Read More »
The Eritrean embassy in Scandinavian countries has been extorting Eritrean-Swedish citizens, community centres and churches to collect money in violation of Swedish and International laws for many years. The illegal action of the action has been verified by the UN Monitoring Group on Somalia and Eritrea, which reports, “Eritrean officials and party agents routinely resort […]
[cincopa AYKAQ_qulg3x] ኣንጻር ናይ ሓሶት ፈቲቫል ምልካዊ ህ.ግ.ዲ.ፍ ከተማ ስቶክሆልም ካብ ሰዓት 10ናይ ንግሆ ምትእኽኻብ ዝጀመረ፡ ልክዕ 1100 ኣብ ምዱብ ቦታ ሰላምዊ ሰልፊ ዝበጽሐ ምዑት ተቃላሳይን ተቃወማይን ኤርትራዊ ካብ ኩለን ሃገራት ኤውሮጳ ኖርወይ ጀርመን ስዊዘርላንድ ሆላንድ ከምኡ ድማ ካብ ኩለን ከተማታት ስዊደን ኣስታት 500 ዝኾኑ ዝበዝሑ መንእስያት ዝተሳትፍዎ ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ዕለት 4 ነሓሰ 2012 […]
Aug 7 2012 | Posted in
News,
Resistance |
Read More »
ዕለት 01/08/2012 ንኹሎም ኤርትራውያን ኪኢላታት ኣብ ኣርማ(logo) ዝነጥፉ፡ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኣብ ወጻኢ(diaspora)ትርከቡ ኪኢላታት ኣርቲሰት (professional) ስምረት መንእሰያት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ብመሰረት ዉሳኔ ትጋባእቲ ዋዕላ መንእሰያት ደብረዘይቲ ሓደ ናይ እቲ ቆይሙ ዘሎ ማሕበር ኣርማ(logo)ክህልዎ ስለዝወሰነ፡ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ቅጥዕታት ኣማሊኦም ንዝወዳድሩ ኪኢላታት ስርሓቶም ክሳብ ዕለት 15/08/2012 (15 August 2012 ) ብ ናይ ማሕበርና […]
Aug 7 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
31/07/2012 ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር መሪሕነት ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኣብ ጽባሕ ናይ ሙቛም መሪሕነቱ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይ ስራሕ ርክባት ኣካይዱ፡፡ እቲ ላዕለዋይ ኣካል ብመሰረት ዉሳኔ ናይ ተጋባእቲ መንእሰያት ደብረዘይቲ ብቀረባ ምስ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተሓባቢሩ ክሰርሕ ብዝወሰኖ መሰረት ቦኽሪ ናይ ስራሕ ዑደቱ ብዕለት 21 ሓምለ 2012 ናብ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ […]
Aug 6 2012 | Posted in
News |
Read More »
ሳልሳይ ክፋል ሕቶ፡- ምስ’ዚ ክትዝርዝሮ ዝጸናሕካ እዚ ብሃገራዊ ድሕነት ዝጽዋዕ ንዙፋን ኢሳያስ ዝሕሉ ጸጥታዊ ትካል፡ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና እንታይ ተጽዕኖ ይገብር? ኣማኒኤል፡- ሃገራዊ ድሕነት ማለት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ዝተሰለፈ ትካል ማለት’ዩ። እዚ ግን እቲ ስም ንዕኡ ዝግባእ ኣይኮነን። እቶም ኣብኡ ተኣኻኺቦም ዘለው ግን ቅንጣብ’ውን ትኹን ሓልዮት ህዝቢ ዘይብሎም ኣእዳዎም ብደም ዝተጨማለቑ ሰባት’ዮም። ስለዚ ሃገራዊ ድሕነት […]
Aug 3 2012 | Posted in
Interviews |
Read More »