31/07/2012 ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር መሪሕነት ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኣብ ጽባሕ ናይ ሙቛም መሪሕነቱ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይ ስራሕ ርክባት ኣካይዱ፡፡ እቲ ላዕለዋይ ኣካል ብመሰረት ዉሳኔ ናይ ተጋባእቲ መንእሰያት ደብረዘይቲ ብቀረባ ምስ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተሓባቢሩ ክሰርሕ ብዝወሰኖ መሰረት ቦኽሪ ናይ ስራሕ ዑደቱ ብዕለት 21 ሓምለ 2012 ናብ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ […]
Aug 6 2012 | Posted in
News |
Read More »
ሳልሳይ ክፋል ሕቶ፡- ምስ’ዚ ክትዝርዝሮ ዝጸናሕካ እዚ ብሃገራዊ ድሕነት ዝጽዋዕ ንዙፋን ኢሳያስ ዝሕሉ ጸጥታዊ ትካል፡ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና እንታይ ተጽዕኖ ይገብር? ኣማኒኤል፡- ሃገራዊ ድሕነት ማለት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ዝተሰለፈ ትካል ማለት’ዩ። እዚ ግን እቲ ስም ንዕኡ ዝግባእ ኣይኮነን። እቶም ኣብኡ ተኣኻኺቦም ዘለው ግን ቅንጣብ’ውን ትኹን ሓልዮት ህዝቢ ዘይብሎም ኣእዳዎም ብደም ዝተጨማለቑ ሰባት’ዮም። ስለዚ ሃገራዊ ድሕነት […]
Aug 3 2012 | Posted in
Interviews |
Read More »
“…እዛ ኣስመራ ተሰነይ ዶ መሲላቶ…” ናይ’ዚ ሳምንቲ ዕላል ደቂ ኣስመራ ኢያ፡፡ እዚ ብስእሉ ትሪእዎ ብርጋዴር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ “ተኽለ ነጅስ” ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያን፡ ሱዳንን ወተሃደራዊ ኣወሃሃዲ ብምኳን ክሰርሕ ዝጸንሐ ሰብ ኢዩ፡፡ ከም ካልኦት እቶም ኣዘዝቲ ግንባራት፡ ኣብ ግዝኣተ ምምሕዳር ተኽለ ነጂስ’ውን ብርክት ዝበሉ መዐለሚ መዓሰከራትን ኣብያተ ማእሰርትን ኣለውዎ፡፡ ወተሃደራትን ሲቪል ዜጋታትን […]
Aug 3 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
The Road To Democracy in Eritrea Action-based Political Road–map for the Journey from Dictatorship to Democracy in Eritrea
ካብ ቤ/ጽ/ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ 6ይ ክፋል እዛ ባቡርና ጉዕዘኣ ናበይ’ዩ ? ኣብ ሕሉፍ ላዕለዎት መራሕቲ እዛ ሃገር ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ዝዝቲ ተኸታታሊ ኣኼባታት የካይዱ ከምዝነበሩ፡፡ ኣንፈት እቶም ኣኼባታት ብሓደ ገጽ ንሰላም ብካልእ ገጽ ንህውከት ጥሉል መዓልቦ ኣብ ዘይነበሮ ጉዳይ ይህውትቱ ምንባሮም ተናኺፈዮ ነይረ፡፡ እንተኾነ ዛጊት ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ክንሱ፡ ካብ ገሊኡ ሓዲኡ እንከይገበሩ ነዊሕ ግዜ ሓሊፉ፡፡ […]
Aug 1 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
Nair Fesseha Paper presented at the EFDM 3rd Organizational Congress Introduction The aim of this paper is to clarify the essence of federalism to resolve conflicts of power- sharing in political, economic, social and cultural livelihood of the Eritrean diversity. The Eritrean National Alliance has put two on its charter, “ the principles of federalism […]
Jul 30 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (ስ.ኤ.መ.ለ.)፡ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ሞኒተሪን ግሩብ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ዝቐረበ ዓመታዊ ጸብጻብ ምርኩስ ብምግባር፡ ረሳሕ ተግባራት ህግደፍ ብማዕከናት ዜና ንምቅላዕ ፍሉይ ወፍሪ ጀሚሩ ከምዘሎ ጋዜጣዊ መግለጺ ናይቲ ማሕበር ሓቢሩ። ጸብጻብ ሞኒተሪን ግሩብ ው.ሕ.ሃ.፡ መንስግስቲ ኤርትራ ካብ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ ኤርትራውያን ብሓይሊ እናገደደ 2% ዘይሕጋዊ ቀረጽ ከምዘኽፍል፣ ንኤርትራውያን መንእሰያት […]
Jul 27 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሞኒተሪን ግሩብ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልያን ዓመታዊ ጸብጻቡ ብ19 ሓምለ ኣቕሪቡ። ኣብ ጸብጻቡ፡ መንስግስቲ ኤርትራ ካብ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ ኤርትራውያን ብሓይሊ እናገደደ 2% ዘይሕጋዊ ቀረጽ ከምዘኽፍል፣ ንኤርትራውያን መንእሰያት ከም ኣቕሓ እናነገደ ገንዘብ ከምዝግሕጥ፣ ንውሳነ ው.ሕ.ሃ. ብምጥሓስ ኣብ ናይ ኣጽዋር ኮንትሮባንድ ንግድ ከምዝነጥፍ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ህዝቢ ዝመንዝዖ ገንዘብ ካብዝን ናብትን […]
Jul 27 2012 | Posted in
News |
Read More »
ብጅምዓት ዕለት 20/7/2012 ኣብ ባሕቲ ሮሞዳን ፡ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ርያድ ኢፍጣር ጀማዒ ብምድላው ፡ መንእሰያትን ደቀንስትዮን ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ዕዱማት ዝተረኸብሉ ናይ ሮሞዳን ምሸት ኣካይዱ። እቲ መደብ ድሕሪ ሰላት ዓስሪ ዝጀመረ ኮይኑ ኣብ መጀመርያ ኣካየድቲ ናይ’ቲ መደብ ንዕዱማት እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ብምባል ነቲ መደብ ድሕሪ ምኽፋቶም ፡ ቐጺሉ ኣቦ መንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ […]
Jul 27 2012 | Posted in
News |
Read More »
[cincopa AoEAi9aGDAcA] By organizing Committee The Swedish – Eritrean Youth Association for Democracy and Social Justice is mobilising and campaigning for the coming conference to be held in Sweden from 24th to 26th August 2012. Under the theme, “ Together” we need to renew and revitalise our democratic solidarity. We need to strengthen our unity […]
Jul 24 2012 | Posted in
News |
Read More »