By Organizers The Swedish – Eritrean Partnership for Democratic Development/ SESADU/ and the Swedish- Eritrean Youth association for Democracy and Social Justice/ SEYADSJ/ share a common interest to build an enduring peace based on freedom in Eritrea. Our struggle today is how bring together all the Eritrean diversity together and build a league of […]
Jul 23 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
ክፍሊ ዜና ሃዲሓኤ ወከልቲ ናይ’ቲ ብዝሓለፈ ጥቅምቲ ዝቖመ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ኤርትራ (CC/ENDF) ኣብቲ ካብ 3 ክሳዕ 5 ነሓሰ 2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራ ተረኺቦም ውዕዉዕ መደባት ምትእስሳር ከካይዱ ምዃኖም ተገሊጹ። ኣብ ከባቢ ፈስቲቫል ጉባኤ ናይ’ቲ ምትእስሳር ድሕሪ ምክያዱ: ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ (ዕለት 3 ነሓሰ) ንዂሎም ኣባላት ሃዲሓኤ ዝጠርነፈ […]
Jul 22 2012 | Posted in
News |
Read More »
By CC/ENDF Information Unit Representatives of the Coordinating Committee of the Eritrean National Democratic Forces (ENDF) are scheduled to attend and take part in various events at the Eritrea Festival in Frankfurt this year that lasts between 3 and 5 August 2012. The CC/ENDF is to hold its first congress during the Festival days. […]
Jul 22 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
ብምኽንያት ወርሒ ሮሞዳን ኣልሙባረክ: ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኣሕዋት እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩምን ጽቡቕ ተግባራትኩምን ረቢ ይቀበሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮታትና ንገልጸልኩም:: በዚ ኣጋጣም፡ ናይ ኢፍጣር ሳይም፡ ዘካቱል-ፊጥር፡ ዘካቱል-ማል፡ ከፋላት የቲምን ሰደቓን ተቐቢልና ናብ ድኻታትን ስኡናትን ነብጽሕሙዃንና ድማ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ንዝተፈላለየ ወፈያታትኩም በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ቁጽሪ […]
Jul 21 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር /ኤደግ/ መከተ ረዚን ህዝባውን ሃገራውን ዕማማቱ ብዕቱብ ንምስልሳል ብሰለስተ ቋንቋታት ትግርኛን ዓረብኛን እንግሊዘኛን ድሮ ስራሓቱ ጀሚሩ ምህላዉ ንመላእ ህዝብን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ነበስር። ቀጥታዊ ትርጉም መከተ ኣብ ሃገርና እቲ ግዕዘይን ብልሽውን ምሕደራ ህግደፍ ተወጊዱ፡ መተካእትኡ ክሳብ ንኩሉ መዳያዊ ክብርታት ህዝብና ይኹን ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ ዘኽበር፡ ሕብረ ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት […]
Jul 21 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
ሃገርና: አብ አዝዩ ተኣፋፊ ኩነታት ከም እትርከብ ዝስሕቶ ኤርትራዊ ዜጋ የለን። ስለዚ’ዩ ከኣ መንእሰይ ህላወ ሃገሩ ንምድሓን እጅግኡ ሰብሲቡ ካብ ጻት ናብ ጻት መቓልሕ ቃልሱ ዘስምዕ ዘሎ። ቅልጡፍ ፍረ-ጻማ ቃልሲ ንክርከብ ግን ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ግሉጽነት ዝመለለይኡ፡ ቅንዕና ዝመትከሉ ኣሰራርሓ ምእታው ክጠልብ’ዩ። ካብ 7 ክሳብ 17 ሓምለ 2012 ኣብ ደብረዘይት ኢትዮጵያ መኣዲ-ዘተ መንእሰያት ክካየድ […]
Jul 19 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ኣብ ትካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ሓላፊ ጉዳይ ሰላምን ጸጥታን፡ ኣቶ ሃይለ መንቈርዮስ፡ ምስ’ቶም ኣብ ደብረዘይት ዝተመርጹ መራሕቲ፡ ናይ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር” ተራኺቡ። ኣቶ ሃይለ፡ ኣብ’ቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ምስቶም መንእሰያት ዘካየዶ ርክብ፡ ብዛዕባ ናይ ዝሓለፈ ክምዕድ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ካብቶም መንእሰያት ናይ’ዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታትን መጻኢን ክሰምዕን ክመሃርን ምዃኑ ገሊጹ። ብዛዕባ […]
Jul 19 2012 | Posted in
News |
Read More »
ንሕና ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ኣብ ደብረ ዘይት፡ ካብ 7-17 ሓምለ 2012 ተኣኻኺብና፡ ዘተን ልዝብን ዘካየድና፡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ተቓለስቲ መንእሰያት “ኩሉ ዓቅምታት መንእሰያት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ብዲሞክራሲያዊ መገዲ ግሉጽን ክፉትን ክትዕ ብምክያድ ነዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ነጥብታት ኣብ ግምት ብምእታው፡- ማለት ሀ – ብሰንኪ እቲ ንሃገርና ናብ ዓቢ […]
Jul 18 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
እቲ ዓቢን ዕዙዝን ተፈላጥነት ዘለዎ ብመርበብ ቀዳምነት አፍሪቃ (PAN-Priority Africa Network) ዝፍለጥ ማሕበር ቀዳም 14 ሰነ 2012 አብ ዘዳለዎ ሰሚናር EYSC-Bay Area ብወከልቱ አቢሉ ተሳቲፉ። እቲ ክልተ ዛዕባታት ማለት ኩነታት አፍሪቃውያን ስደተኛታት አብ ሕ.መ.አ ከምእውን ዘይመንግስታውያን ትካላት ከመይ ጌረን ሓገዛት ክረኽባ ይኽእላ አብ ዝብሉ አርእስትታት ዘተኮረ እዩ ኔሩ። እቲ ሰሚናር ብመደረ እታ ብዋይት […]
Jul 18 2012 | Posted in
News |
Read More »
Fundraising evening in Eritrean Jeberti Open Discussion Room (Paltalk ) On Wednesday 18/07/2012 Jeberti Diaspora Forum on facebook invites you to participate on Fundraising Evening at Eritrean Jeberti Open Discussion Forum ( Paltalk Room) to collect your charity/Sadaqa and donations for Ramadan Food (Eftar Saem) to be sent to our brothers in the Refugee […]
Jul 18 2012 | Posted in
Notices |
Read More »