ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ አብ ደብረዘይት ዝተጋብአ መኣዲ-ዘተ ኤርትራውያን መንእሰያት
ሃገርና: አብ አዝዩ ተኣፋፊ ኩነታት ከም እትርከብ ዝስሕቶ ኤርትራዊ ዜጋ የለን። ስለዚ’ዩ ከኣ መንእሰይ ህላወ ሃገሩ ንምድሓን እጅግኡ ሰብሲቡ ካብ ጻት ናብ ጻት መቓልሕ…
ሃይለ መንቈርዮስ፡ ምስ’ቶም ኣብ ደብረዘይት ዝተመርጹ መራሕቲ፡ ናይ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር” ተራኺቡ።
ኣብ ትካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ሓላፊ ጉዳይ ሰላምን ጸጥታን፡ ኣቶ ሃይለ መንቈርዮስ፡ ምስ’ቶም ኣብ ደብረዘይት ዝተመርጹ መራሕቲ፡ ናይ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት…
ጋዜጣዊ መግለጺ ጉባኤ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ደብረ ዘይት
ንሕና ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ኣብ ደብረ ዘይት፡ ካብ 7-17 ሓምለ 2012 ተኣኻኺብና፡ ዘተን ልዝብን ዘካየድና፡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ተቓለስቲ መንእሰያት “ኩሉ ዓቅምታት መንእሰያት…
EYSC-Bay Area አብቲ ብመርበብ ቀዳምነት አፍሪቃ (PAN) ዝተዳለወ ሰሚናር ተሳቲፉ
እቲ ዓቢን ዕዙዝን ተፈላጥነት ዘለዎ ብመርበብ ቀዳምነት አፍሪቃ (PAN-Priority Africa Network) ዝፍለጥ ማሕበር ቀዳም 14 ሰነ 2012 አብ ዘዳለዎ ሰሚናር EYSC-Bay Area ብወከልቱ አቢሉ…
A call for donation to help the needy of Eftar Ramadan
Fundraising evening in Eritrean Jeberti Open Discussion Room (Paltalk ) On Wednesday 18/07/2012 Jeberti Diaspora Forum on facebook invites you to participate on…
ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጊሰን ሃገረ ጀርመን።
ዕለት 7.07.2012 ኣብ ከተማ ጊሰን ሃገረ ጀርመን ዕውትን ዘደንቅ ፍጻመታት ተራእዩ። ብሓቂ ልዑል ተሰታፍነት ናይ ተቓውምቲ ብዉዕዉዕ መንፈስ ፍሉይ ዘደንቅ ኣዋዳድባን፡ ንኽውንነት ህልዊ ዘስካሕክሕ…
ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ በርሚንጋሃም!
ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢንጂንር ኑር ኢድሪስ ምስ ዝተፈላለዩ ኣባላት ተቃወምቲ ሓይልታትን ኣባላት ቤርጌሳውያን ማሕበራት ከምኡውን ኤርትራውያን ፈተው ሰላምን ደለይቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ብሓሙስ…
ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ናብ ወጻኢ ጉዳያት ዓባይ ብሪጣንያ በጺሑ!
ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢንጂነር ኑር ማሓመድ ኢድሪስ ኣብቲ ሰፊሕ ኣውሮፓዊ ዑደቱ ብሮቡዕ 11 ሓምለ 2012 ምስ ሰብ መዚ ወጻኢ ጉዳያት ዓባይ ብሪጣንያ…











