ሮሞዳን ሙባረክ

ብምኽንያት ወርሒ ሮሞዳን ኣልሙባረክ: ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኣሕዋት እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩምን ጽቡቕ ተግባራትኩምን ረቢ ይቀበሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮታትና ንገልጸልኩም::

በዚ ኣጋጣም፡ ናይ ኢፍጣር ሳይም፡ ዘካቱል-ፊጥር፡ ዘካቱል-ማል፡ ከፋላት የቲምን ሰደቓን ተቐቢልና ናብ ድኻታትን ስኡናትን  ነብጽሕሙዃንና ድማ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ንዝተፈላለየ ወፈያታትኩም በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ቁጽሪ ሕሳብ ክትከፍሉ ትኽእሉ ኢኹም።

 

Kebire Foundation For Relief &
Development (UK)

    LLOYDS
TSB

PROIRY BIRMINGHAM, UK

Sort Code; 30-96-28

Account No: 14729160

IBAN: GB88 LOYD 3096 2814 7291 60

 

ንዝያዳ ሓበሬታ

 

kebireuk@gmail.com

እንቋዕ ኣብዚ
ኣብቃዓና

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7390

Posted by on Jul 21 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net