መንእሰያት ንዖዖም ብዝጥዕሞም ተወዲቦም፡ ሓድነቶም ኣትሪሮም ኣብ’ቲ ንለውጢ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ እጃሞም ከበርክቱ ጻውዒት ቀሪቡ። ነቲ ጻውዒት ዘቕረበ፡ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ዶክተር ዮሱፍ ብርሀን፡ ሎሚ ኣብ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ መንእሰያት ተረኺቡ እዩ። “ጸበብትን ንኣሽቱን ፍልልያት ወጊድኩም ዓለም ለኻዊ ናይ መንእሰያት ምጥርናፍ ከተማዕብሉ፡ ንሉኡላውነት ሃገርና ኣብ ሓደጋ ኣጋሊጹ ዘሎ […]
Jul 12 2012 | Posted in
News |
Read More »
Taking note of the following principle stand expressed in: – Our position paper : The ultimate motive of which is to establish an effective and influential lobbying or pressure group that would enhance the impetus and speed of the change process for promoting justice, democracy, good governance and rule of law; – Our mission: Promotion of justice, […]
Jul 11 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ነዚ ዝገለጸ ኣብ ዓዲ ኣሜርካ ዝምቕማጡ ዮሴፍ ገብረሂወት እዩ። ንሱ እቶም መንእሰያት፡ ነቲ ተኣኪበሙሉ ዘለዉ ቦታን ሰዓትን ተጠቂሞም፡ ተቓወምቲ ውድባት፡ ሙሉእ ሓይሎም ኣብ ስደተኛታትን ስርዓት ህግደፍን ከተኩሩ ጸቕጢ ክገብሩ ኣለዎም በሃላይ’ዩ። “ ተቛወምቲ ውድባት፡ ብዛዕባ ደሞክራስን ድሕሪ ኢሰይያስ ምውዳቑ እንታይ ዓይነት መንግስቲ ይመጽእ ዝብል ገዲፎም፡ ከመይ ጌርና ኢና ንስርዓት ኢሰይያስ ንግምጥሎ ወይ ነውድቘ? ኣብ ዝብል ሕቶ ከምኡ’ውን ናብ’ቲ ናይ ህዝቢ ሽግር ከተኩሩ ጸቕጢ ክትገብርሎም ኣለኩም” ኢሉ ዮሴፍ ገብረሂወት።
Jul 11 2012 | Posted in
News |
Read More »
መምህር ኣማኑኤል ሳህለ እቶም 200 ዝዀኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣከቡ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ሎሚ ሰንበት ኣኼብኦም ቀጺሎም ዊዒሎም። ተሳተፍቲ ባዕላቶም ካብ ዘመንጨውዎ ዛዕባታት ሓንቲ ብምውሳድ፡ ንሎሚ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኩሉ መዳያዊ ደቂቕ ገምጋም ኣካይዶም። እቶም ኣብ 6 ጉጅለታት ዝተኸፋፈሉ መንእሰያት፡ ኣብ ማሕበረ ቁጠባዊ፡ ፐለቲካዊን ሰብኣዊን ኩነታት፡ ከምኡ’ውን ኤርትራ ምስ ዓለምን ጐረባብቲ ሃገራትን ዘለዋ ርክባት ብዝምልከት […]
Jul 9 2012 | Posted in
News |
Read More »
እቶም ካብ ዝተፈላለየ ክፍለዓለማት ኣብ ደብረዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡ መንእሰያት፡ “ኩሉ ዓቕሚ መንእሰይ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ሎሚ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣኼብኦም ብወግዒ ጀሚሮም። እቲ ኣኼባ ብኣዋሃሃድቲ ናይ’ቲ መደብ ምርያም ዑመርን መሓሪ ኣብርሃን ዝተኸፍተ ክኽውን ከሎ፡ ኣብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣማኻሪ ውደባን ተሳትፎን ዝዀኑ፡ ኣቶ ሬድዋን ሑሰን ናይ […]
Jul 9 2012 | Posted in
News |
Read More »
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ጅዳ ጨንፈራዊ ጉባኤኡ ኣብ ዕለት 21/5/2012 ኣካይዱ ፡ እቲ ብተሳታፍነት ሓላፊ ክፍሊ ህዝባዊ ስርዒት ዝተኻየደ ጉባኤ ፡ ኣብ መጀመርያ ንኹሉ ንጥፈታት ናይ ጨንፈር ንምግምጋም ዝኣክል ፡ ናይ ዝሓለፈ 2 ዓመት ጸብጻብ ካብ ሓለፍቲ ናይ ጨንፈር ብምስማዕ ፡ ጉባኤኛታት ኣብቲ ዝቐረበ ጸብጻብ ምርኩስ ብምግባር ፡ ነቲ ድኹም ጎኒታት ንምእላይን ነቲ ሓያል ጎኒታቱ […]
Jul 7 2012 | Posted in
News |
Read More »
አብዚ ኤርትራውያን መንእሰያት ዝያዳ ኩሉ ጊዜ ስምረቶም አደልዲሎም ንሓርነት ህዝብና አብ ዝቋረቑሱሉ ዘለው ወቕቲ፡ እቲ ኩቱር ራዕዲ ዝሐደሮ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ናህሪ ንምግታእ ከንቱ ፈተነታትን ተንኮላት አብ ምፍሓስ ይርከብ። መርአያ ናይዚ ድማ ናይ ሓሶት መሰኻኽር አዋዲዱ ንአባላት ማሕበርና ዝኾኑ ተበዓት ነዚ ቃልሲ ዝመርሑ ኤርትራውያን መንእሰያት አንጻሮም ክሲ ሰኒዑ አሎ። “ዝብእስ አብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ፡ አጓዛ […]
Jul 6 2012 | Posted in
News |
Read More »
The Treasury Department announced the sanctions on Thursday under an executive order that allows the administration to impose punitive measures on individuals deemed to threaten peace, security or stability in Somalia. The sanctions freeze any assets the men may have in U.S. jurisdictions and bar Americans from doing business with them.
Jul 6 2012 | Posted in
News |
Read More »
ጽማቕ ጸብጻብ ብዕለት 30/6/2012 ረድኢ መሓሪ ህዝባዊ ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ በይ-ኤርያ ምስ ረድኢ መሓሪ ደራሲ መጽሓፍ “ትልሚ ንዘርኢ ክርዳዳ” ዘዳለዎ ኣኼባ፡ ትማሊ ቀዳም ኣካይዱ። እዚ ኣኼባ እዚ ኣገዳሲ ነይሩ ዘብሎ፡ ኣብ በይ-ኤርያ ብዝሒ ሰብን ብዝሒ ሕቶታትን ርእይቶታትን ካብ እተራእየሉ ኣኼባታት ሓደ ብምንባሩ እዩ። እቲ ኣኼባ ብመንእሰይ መድሃኔ ኣቦ መንበር ህዝባዊ ሽማገለ በይ-ኤርያ […]
Jul 4 2012 | Posted in
News |
Read More »
By KIDANE ISAAC 01-07-2012 Eritrean community activists are highly concerned about the recent invitation of Eritrean Ambassador Tesfamariam Tekeste to the Knesset Foreign Workers Committee, where possible return of Eritreans to Eritrea was discussed. Eritreans came to Israel with the expectation to find protection and safety from the dictatorship in Eritrea and are therefore extremely […]
Jul 2 2012 | Posted in
News |
Read More »