Author Archive
Stories written by admin

ናይ ጸይቒ ዘመተ አብ ሃገር ሽወደን!

ትእዛዝ እዩ ተዋሂብዎም!  እቲ ትእዛዝ ድማ ብሓጺሩ ከምዚ ይብል::  በተን  ህግደፋውያን ዝውንንወን  ወይ ዝቆጻጸሩወን  ናይ መድያ መደብራትን ናይ SMS ተክኒክን  ተጠቒምካ  ኣብ ልዕሊ ኤሪትራዊ  ሕብረተሰብ 1. ጽዑቕ  ጎስጋሳትን ምፍፍራሕን  እንዳገበርካ :  ሰልፍታትን ኣኼባታት እንዳአዳለኻ         ህዝቢ ኣንጻር ተቃወምቲ ብፍላይ ድማ አንጻር መንእሰያት ተቃወምትን  አንጻር    መድያ ሽወደን   ንኽልዓሉ ምዕዳም: 2. አብቲ ንድጋፍ መንግስቲ ዝዳለዉ ሰልፍታትን አኼባታትን ሕዝቢ […]

ንኻልአይ ሰልፋዊ ጉባኤ እተዳልው አሰናዳኢት ሽማግለ ስርሓ ጀሚራ

ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ አብ’ቲ  አብ ዕለት 21/2/2012  ዝገብሮ አኼባ፡ ንኻልአይ ሰልፋዊ ጉባኤ እተዳሉው  አሰናዳኢት ሽማግለ ድሕሪ ምምዛዙ  ፡ እታ ዝተመዘዘት ሽማግለ  አብ ዕለት 11/3/2012  ፈላሚ አኼባአ አካይዳ ። እታ ሽማግለ አብ አኼባአ ብናይ ግዜ ሰለዳ ዝተሰነየ መደብ ዕዮ ብምድላው ፡ ጂኦግራፍያዊ አቀማምጣ ድሕረባይታ ዝገበረ ናይ ጨናፍር ሽማግለታት አቊማ። ብምቕጻል  አብ ዕለት 16/3/2012  ምስ […]

Eritrean church leader in urgent need of medical care

March 22, 2012 (Source: International Christian Concern) An imprisoned church leader in Eritrea is in desperate need of medical attention as he is diabetic and his health is rapidly deteriorating without treatment. , head of the Eritrean Orthodox Church, was detained for asking the government to stop interfering with the church and to release members […]

ኣገዳሲ ርኽክብ ምስ መንግስታዊ ትካላት ፈረንሳ

ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ዝተፋላለየ ሃገራት ኤዉሮጳ ክግበር ዝጸንሐ ጽዑቕ ዲፕሎማስያዊ ርኽክባት፡ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ኣብ ከተማ ፓሪስ ምስ መንግስታዊ ትካላት ፈረንሳ ኣገዳሲ ርኽክብ ኣካይዱ። ዶር. ዩሱፍ፡ ብዕለት 09/03/2012 ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ሚንስትሪ Quai d’Orsai (ministry of Foreign Affaires) ስዒቡ ድማ ኣብ ኢሊዘ Elyséê( Presidency […]

Qatar, Ethiopia restore diplomatic ties

Qatar and Ethiopia have agreed to restore diplomatic ties and open embassies in each others’ capitals: Doha and Addis Ababa. This came at the end of a meeting which HE the Qatari Prime Minister and Foreign Minister Sheikh Hamad bin Jassim bin Jabor al-Thani had on February 23, 2012 with the Prime Minister of the […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ነሕዋት፡ 1.  ኢድሪስ ኑሩ ሓላፊ ክፍሊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ 2. ሓው ኢድሪስ ሳልሕ ኣባል ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዓዲሙ: ብዛዕባ ሕሉፍ ተሞክሮ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ምስረታ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራን ጉዕዞ 6 ዓመትን ንቀዳም ዕለት 24.03.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 […]

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገር ጀርመን

ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት (March) 2012 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን መድሓኔ ዓለም ፍራንክፎርትን ካልኦትን ዝፍጽሞ ዘሎ ምትእትታው ደው ንከብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ተቓውሞና እነካይደሉ ካብ ባንሆፍ ኒደራድ (መዓርፎ ባቡር ምድሪ ኒደራድ) ስዓት 12፡00 (ፍርቂ መዓልቲ) ክጅምር እዩ።   ዲክታቶርያውያን ገዛእቲ ህግደፍ፡ […]

Celebration of Eritrea Blin Organization Congress In Geneva -CH

Celebration of Eritrea Blin Organization Congress In Geneva -CH

Fear of compulsory recruitment drives Eritrean teen to flee home

19 Mar 2012 Source: Content partner // UNHCR MAI-AINI REFUGEE CAMP, Ethiopia, March 19 (UNHCR) – Gebre* knew the dangers as well as any 13-year-old. He understood that to be captured fleeing his country by the Eritrean border guards could mean jail or worse. And anyone taking the route to Ethiopia via Sudan could be […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካልፎርንያ

ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ህዝባዊ ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንምቛምን ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን፣ ኩሉ ኤርትራዊ ተቐማጢ ከተማ ሳንድየጎን ከባቢኣን ዝሳተፈሉ ህዝባዊ ኣኼባ ንሰንበት መጋቢት 25, 2012 ክካየድ’ዩ። ኣብ’ዚ ኣኼባዚ ሓደ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብኣካል ተረኺቡ መግለጺ ክህብዩ። ብደሓን ምጹ Public Meeting in the City of San Diego California A […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net