Author Archive
Stories written by admin

Press Statement

Coordinating Committee Eritrean National Democratic Forces (ENDF)   Press Statement: On Ethiopia’s aggression against Eritrea At its regular meeting held on 18 March 2012 the Coordination Committee of Eritrean National Democratic Forces (CCENDF) discussed the recent Ethiopian press statements in which they claimed to have conducted military raids 18 kilo metres inside sovereign Eritrean territory […]

አብ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቐንስትዮ

አብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 8 መጋቢት ክትበዓል እንከላ ደቀንስትዮ ዓለምና ንመሰለንን ክብረንን ዝጸዓረኦ ጻዕሪ ንድሕሪት ምልስ ኢለን ዝግምግማላን ንመጻኢ ብተስፋን ትምኒትን ዘቋምታላን መብጽዔኤን ዘሐድሳላን ዕለት እያ። አብ ሃገርና እዛ ዕለት’ዚአ ፍልይ ዝበለ ትርጉም እዩ  ዘለዋ ። ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ አብ ርእሲ’ቲ ስድራቤታ ንምእላይ እትገብሮ ጻዕሪ፡ አብ ሰውራዊ ቃልሲ ውን ልክዕ ከምቶም ደቂተባዕትዮ አሕዋታ ሂወታ ወፍያን ተበጅያን […]

ቕልዕቲ መልእኽቲ ናብ ድምጺ ኣመሪኻ ክፍሊ ትግርኛ

ሰላምታይ ብምቕዳም ብዛዕባ ነፍሲሔር  ናይዝጊ ክፍሉ  ብተወልደ ዝተዳለወ ቃለምሕተታ ከምዝተኸታተልኩን ኮይኑ ግና እቲ ትሕዝቶ ይኹን አቀራርባ ካብ ጋዜጣዊ ሞያ ዝረሐቀ:  ነቲ ተወልደ ዘቕርቦ ዝነበረ ገለ ሕቶታት መንግስቲ ኤሪትራ ክምልሶ ዝክእልን ሓላፍነታዊ ግዴታ ከምዘለዎ ርዱእ ሙኻኑ እንዳተፈልጠ : ተወልደ ግና ከም ጋዜጠኛ መጠን አብ ክንዲ ንመንግስቲ ኤሪትራ ወይ እውን ንወከልቲ  መንግስቲ ኤሪትራ  ዝውከስ : አብቲ ጉዳይ ምትእስሳር ዘይብሎም […]

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ

ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ንህዝቢ ኣኼባ ኣካይዶም። አብ’ቲ አብ ዕለት 11/3/2012 ዝተገብረ አኼባ ፡ አባላት ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ  ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ፡ ሓፈሻዊ ምዕባለ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራን ዝምልከት ዝርዝራዊ መብርሂ ሂቦም። ቀጺሎም ብዛዕባ’ቲ አብ አዋሳ ኢትዮጵያ አብ ወርሒ 11/ 2011 ዝተኻየደ ሃገራዉ ጉባኤ አመልኪቶም ፡ እቲ ጉባኤ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

ሓያሎ ናይ ዜና ማዕከናት ከም ዝገለጸኦ፡ ብሓመስ 15 መጋቢት 2012፡ ሰራዊት ኢትዮጽያ ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ውሽጢ ልዑላዊ መሬት ኤርትራ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ። ብዘይ ወላሓደ ስክፍታ ኸኣ እቲ ነዚ ዜና’ዚ ዘመሓላለፈ ናይ መንግስቲ ኢትዮጲኣ በዓል ስልጣን፡ ኣብ መጻኢ ተመሳሳሊ መጥቃዕትታት ክድገሙ ከምዝኽእሉ ብተወሳኺ ገሊጹ። ስድሪ ነዚ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ልዑላውነት ዕርትራ ዝተፈጸመ ዘይምኽኑይ መጥቃዕቲ […]

Ethiopia attacks rebel targets in Eritrea-govt source

ADDIS ABABA, March 17 2012 (Reuters) – Ethiopian troops have carried out more attacks on Ethiopian rebels inside Eritrea on Saturday, a day after Eritrea urged United Nations action against Ethiopia for a previous attack inside its territory. “We’ve carried out further attacks on targets inside Eritrea. This time it’s in the north section around […]

Press Release

A number of the major news agencies reported on 15 March 2012 that the Ethiopian armed forces carried out military raid in three different localities inside sovereign Eritrean territories.  Without any qualms, the Ethiopian government’s spokesperson, who announced to the international media concerning the gratuitous aggression, also added that more attacks may be carried out […]

ተበራበሩ

 ኣቱም እንዳፈለጥኩም ዝደንቆርኩም እንዳ ሰማዕኩም ዝጸመምኩም

ተሳትፎ ደቂ- ኣንስትዮ ሕጂ ‘ውን ብግብሪ ይረጋገጽ

ኣብ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ተጋድሎ ቃልሲ ኤርትራ ኣበርክቶ፣ ግደን ኣስተዋጽኦን ደቂ- ኣንስትዮ ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ኣብቲ እዋን እቲ ዓቃባዊ ብምንባሩ ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ድርብ ወጽዓ ይካየድ ነይሩ። ነዚ ኣጉል ኣረኣእያን ኣተሓሳስባን ንምቅያር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰውራ ተሰሊፈን፣ ብረት ብምልዓል ካብ ኣሕዋተን ከይተፈልያ ኣንጻር መግዛእቲ ተቓሊሰን፣ ብዓቢኡ መስዋእቲ ‘ውን ከፊለን። ቅድሚ […]

Ethiopia attacks Eritrean base after tourist killings

Ethiopian government spokesman Shimeles Kemal (AFP) By Jenny Vaughan (AFP) ADDIS ABABA — Ethiopia attacked an Eritrean military base Thursday over the killing of five European tourists on its territory this year, accusing its neighbour of training “hit-and-run terrorists”. Amid international appeals for restraint, government spokesman Shimeles Kemal threatened further attacks against its neighbour as […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net