ክቡር ተቓላሲ ህዝብና፡ ክቡራት መሓዙትናን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን፡ ዕለት 24.03.2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን። ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡- መደብ 8 መጋቢት 16:00 መኽፈቲ ኣኼባ 16:20 ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን 17:30 […]
Mar 15 2012 | Posted in
News |
Read More »
Svensk-eritreansk samarbetsorganisation För demokratiutveckling ኣብ በዓል ደቂኣንስትዮ 8 መጋቢት 2012 ብጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ምዕባለ ሽወደን ዝቀረበ መልእኽቲ ዝኸበርክን ኣዳለውቲ በዓል 8 መጋቢት 2012! ዝኸበርክን ሓለፍትን ኣባላትን ማሕበር ደቂኣንስትዮ ንውህደት! ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ዕዱማት! ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ መበል 102 ዓመት ምሳኻትክን ሓቢርና ከነብዕል ብዝተገብረልና ዕድመን ከምኡ ድማ በዚ ታሪኻዊ ኣጋጣሚዚ ናይ ደገፍ […]
Mar 14 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑ፡ ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናብ ኤርትራ ንምምላስ፡ መንግስቲ ኖርወይ ምስ ሰበስልጣን ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝርርብ ይርከብ’ሎ ዝብል ሓበሬታ መሰረት ብምግባር፡ ናብ ሃገሮም ምስ ዝምለሱ በቲ ስርዓት ዘጓንፎም ዘይተኣደነ ሓደጋታት ማእሰርትን ስቅያትን ሞትን ኣመልኪቱ፡ ብዕለት15 ለካቲት ናብ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተሪ ኖርወይ ከምኡ’ዉን […]
Mar 14 2012 | Posted in
News |
Read More »
ልኡኽ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ብሩክሰልስ ዑደት ከም ዘካየደ ተሓቢሩ። ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑን፡ ኣቶ መስፍን ፍትዊ ሓላፊ ሽማግለ ወጻኢ ዝምድናታት ሃገራዊ ባይቶ–ምምሕዳር ዞባ ኢወሮጳን፡ ኣብ’ታ ዋና መደበርን መንሃርያን ሕብረት ኤውሮጳ ዝዀነት ከተማ ብሩክሰልስ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ EEAS (European External Action Service)፡ ኣብ 28 […]
Mar 13 2012 | Posted in
News |
Read More »
De-evolutionizing Eritreans The recent announcement by the Central Bank of Eritrea(Shabait January 16, 2012) that it is issuing “colored” currency notes is tantamount to, in the words of PIA, de-evolutionizing the Eritrean population. It is to be remembered that when Eritreaissued its own currency some fourteen years ago, a concerned citizen asked PIA during […]
Mar 12 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ብመሰረት ጻውዒት መሪሕነት ሃገራዊ ባይቶ፡ ንኣብ ኤውሮጳ ዝነብሩ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘሳተፈ ኣገዳሲ ኣኼባ ብዕለት 09/03/2012 ተሰላሲሉ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ፡ ኩሉ መዳያዊ ጐስጓስ ብምክያድ፡ ግደ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ቃልሲ ክብ ንምባልን፡ ኣብ ስራሕ ዝጽመድ ህዝባዊ ሽማግለታት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኤውሮጳ ንምቛምን፡ ሓላፍነት ዝስከም ምምሕዳር ሃገራዊ ባይቶ – ዞባ ኤውሮጳ ንምምራጽ እዩ ነይሩ። […]
Mar 12 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ-ሽማግለ መንእሰያት ኣብ ስካንዲናቭያን ኤውሮጳን ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኣን ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳይ ንምዝታይ ኣብ‘ቲ ኣዳሊይዎ ዘሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ዕለት ቀዳም 17-03 -2012 ቦታ ABF Hallonbergen ሰዓት 13:00—18:00 ብድሓን ምጹ ሽማግለ መንእሰያት
Mar 12 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
By Fesseha Nair The Eritrean Opposition in exile after a successive work of national unity by convening national dialogue conferences and lately convening the national congress for democratic change has adopted three main documents- thus national charter, organizational constitution and road map. The intended purpose of this all is to represent the concerns and […]
Mar 12 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
Selam_Newsletter_33rd_Edition To download the full magazine, Please click here
Mar 12 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
By ARGAW ASHINE Wednesday, March 7 2012 Sweden, whose citizen has been jailed by Eritrea for more than ten years without charge, has moved to block the flow of diaspora money to the isolated Red Sea nation. Its parliament, Riksdag, is preparing legislation to block a two per cent mandatory tax collected by Eritrea from its […]
Mar 9 2012 | Posted in
News |
Read More »