News

ሰፊሕ ሰሚናርን ድሙቕ በዓልን ብኣጋጣሚ ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን

ክቡር ተቓላሲ ህዝብና፡

ክቡራት መሓዙትናን ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራን፡

ዕለት 24.03.2012  ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን።

 

ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡-

 

መደብ 8 መጋቢት

16:00         መኽፈቲ ኣኼባ   

16:20         ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን 

17:30         ዕርፍቲ (ምሳሕ)

 

ህዝባዊ ኣኼባ፡ መደብ ባይቶ

18፡30         መኽፈቲ ሰላምታ ብምክትል ኣደ-መንበር ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ለ.(ፍረወይኒ ሃብተማርያም)

18:40         ኣቦ መንበር ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ለ. (ጸጋይ ዮሃንስ)

19፡00         ኣቦ መንበር ፈጻሚት ቤት/ጽሕፈት (ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ)

19፡20         ኣቦ መንበር ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ- ዞባ ኤውሮጳ (ደስበለ መሓሪ)

19:40         ረድኢ መሓሪ (አለና)

21፡00         ሕቶን መልስን

22:00         ዕርፍቲ፡ (ድራር)

23፡00        ባህላዊ መደብ (ወጋሕ ትበል ለይቲ ምስ ወናማት ደረፍቲን ሙዚቐኛታትን)

መሰነይታ መደባት ብማሕበር መንእሰይ United4Eritrea (ብሓባር ንኤርትራ)

ዕለት፡  24.03.2012ቦታ  ፡ Kleyerstraße 21,

60326 Frankfurt am Main (beim Adlerwerk)

                                          መእተዊ፡ 15.-€

 ብድሓን ምጹ !

ነጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top