Dateline investigates the kidnap, torture and murder of refugees in the Egyptian desert and uncovers a disturbing trade in their body parts. For more on Fouad Hady’s report, go to the SBS Dateline website…. http://bit.ly/xjpMqU
Mar 9 2012 | Posted in
News |
Read More »
ማእከላይ ሽማግለ ፌድራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 31-19 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ግዝያት ብምኪያድ ኣብ ደንበ ተቃውሞ ኤርትራ ሓቀኛ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ተፈጥሩ ዘሎ ምዕባለታት ብዕምቁት ብምምዛን ምግባእ ሃገራዊ ጉባኤ ንድሞክራስያዊ ለውጢ ምስ ኩሉ ኣብ መስሪሕ ምድላውን ውጺእቱን ዘጋጠመ ሕጽረታት ንዝተፈላለየ ፖሎትካውን ማሕበራውን ድሕሪ ባይታ ዘለዎም ብርክት ዝበሉ ኤርትራዊያን ኣብ ሓደ […]
Mar 8 2012 | Posted in
News |
Read More »
ንሕና ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ነዛ ብዓለም ደረጃ ንመበል102 ዓመት እትኽበር ዘላ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ክነብዕል ከለና፤ ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ንዝበጽሐን ዝበጽሕ ዘሎን ጾታዊ ጭቆናን ኣግላሊ ኣሰራርሓን ማእከል ብምግባር ጥራይ ዘይኮነ፡ ወጽዓና ኣካል ኣምሳል ናይ’ቲ ዝበዝሐን ብቐጻሊ ብህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ መላእ ሕብረተሰብናን ምዃኑ ብምግንዛብ፣ ናይ ኩሎም ውጹዓት ወገናትና መሰረታዊ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት ከይተኸብረ፡ መሰል ውጽዕቲ ጓል-ኣንስተይቲ ከምዘይረጋገጽ ብምርዳእ እዩ። […]
Mar 7 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንኣቦ-ወንበር ማእከላይ መሪሕነት፡ ሓው ዓብድልዓዚዝ ኣንዋር ከምኡውን ሓው ማሓመድ ሓቀዲን ኣባል ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዓዲሙ ብዛዕባ ውጽኢት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ መብርሂ ክህቡና ንጅምዓት ዕለት 09.03.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ብዳሓን […]
Mar 7 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
ተጋ/በሺር ኢሳቕ ኣቦ መንበር ወጻኢ ዝምድናታት፡ ተጋ/ሓጅ ዓብደልኑር ሓጅን ኣቦ መንበር ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤ.ዲ.ኪ፡ ኣብ ወጻኢ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምቅጻል ብዕለት 27 ለካቲትን 03 መጋቢት 2012ን ምስ ክፍሊ ቅርኒ ኣፍሪቓ ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ዓዲ ኢንግሊዝ ርክባት ኣካይዶም። ኣብዚ ክልቲኡ ርኽባት’ዚ ብስንኪ ፖሊሲታትን ኣካይዳን ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ህዝብና ዘሎ ኣስቓቂ ኩነታትን ኣብ […]
Mar 7 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ’ቲ ብኢምባሲ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ. ኣብ ሽወደን ዝምእረር ዘሎ ብ 2% ዝፍለጥ ዘይሕጋዊ ቀረጽ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ሽወደን ከም ዝተቓለሐ ንሕብር። እዚ ጉዳይ’ዚ ኣብ ሽወደን ካብ ዝለዓል’ኳ ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ይኹን’ምበር ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ብትዅረት ክለዓል ዝገበረ ጉዳይ፡ ብደረጃ ባይቶ ኣብ ክትዕ ወሪዱ ምህላዉን ናብ ውሳኔ ገጹ ይገማገም ስለ ዘሎን ኢዩ። ንምጥቃስ ዝኣክል፡ ብኣስገዳድ […]
Mar 6 2012 | Posted in
Interviews,
News |
Read More »
By MIKE CORDER | AP Mar 2, 2012 THE HAGUE, Netherlands: The International Criminal Court issued an arrest warrant Thursday for Sudan’s defense minister, the third senior regime official sought by the court for alleged involvement in atrocities in Darfur. The court announced it wants Abdelrahim Mohamed Hussein arrested on a warrant containing seven counts […]
Mar 3 2012 | Posted in
News |
Read More »
Construction has begun on a $23bn (£14.5bn) port project and oil refinery in south-eastern Kenya’s coastal Lamu region near war-torn Somalia’s border. An oil pipeline, railway and motorway will also be built linking Lamu to South Sudan and Ethiopia. Newly independent South Sudan plans to use Lamu as its main oil export outlet. A BBC […]
Mar 3 2012 | Posted in
News |
Read More »
ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ካብ ዕለት 19 ስጋብ 21 ለካቲት 2012 ዝተኻየደ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ፡ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ብመንጽር ዞባዊን ኣህጉራዊን ክስተት ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ ንዝብል ከም ኣርእስቲ ኣልዒሉ ብምርኣይ ፡ ህዝብና ካብ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፉ ሰላምን ራህዋን ከምዘስተማቕር ንምግባር ኣብ ዝግበር […]
Mar 1 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ሽወዴን ብዕለት 11.02.2012 ብመሰረት እቲ አብ አዋሳ እቲዮጵያ ዝተኻየደ ዕዉት ታሪኻዊ ሃገራዊ ጉባኤ አጋጣሚ ብምጥቃም ንኹለን ጨንፈራት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ናይ ኤሮጳ ብምዕዳም ዓቢ ዞባዊ ጽንብል አካይዱ። ከምቲ ኩልና ንዝክሮ እቲ ካብ ዕለት 21.11.2011 ክሳብ 31.11.2011 ዝተጋበኤ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራ፡ አብ ኤርትራዊ ህብዝባዊ ፖለቲካዊ ታሪኽ ሐድሽ ምዕራፍ ብምኽፋት፡ ንኹሉ ሕብረተሰብ […]
Mar 1 2012 | Posted in
News |
Read More »