ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ካብ ዕለት 19 ስጋብ 21 ለካቲት 2012 ዝተኻየደ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ፡ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ብመንጽር ዞባዊን ኣህጉራዊን ክስተት ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ ንዝብል ከም ኣርእስቲ ኣልዒሉ ብምርኣይ ፡ ህዝብና ካብ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፉ ሰላምን ራህዋን ከምዘስተማቕር ንምግባር ኣብ ዝግበር […]
Mar 1 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ሽወዴን ብዕለት 11.02.2012 ብመሰረት እቲ አብ አዋሳ እቲዮጵያ ዝተኻየደ ዕዉት ታሪኻዊ ሃገራዊ ጉባኤ አጋጣሚ ብምጥቃም ንኹለን ጨንፈራት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ናይ ኤሮጳ ብምዕዳም ዓቢ ዞባዊ ጽንብል አካይዱ። ከምቲ ኩልና ንዝክሮ እቲ ካብ ዕለት 21.11.2011 ክሳብ 31.11.2011 ዝተጋበኤ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራ፡ አብ ኤርትራዊ ህብዝባዊ ፖለቲካዊ ታሪኽ ሐድሽ ምዕራፍ ብምኽፋት፡ ንኹሉ ሕብረተሰብ […]
Mar 1 2012 | Posted in
News |
Read More »
Eritrean Al-Hiwar Al-Watani Room will host the leadership of the Eritrean Democratic Alliance Mr/ BASHIR ISHAG and Mr/ HAJ ABDELNOUR .The symposium will be held on Friday Mrch 2nd, 2012 at 10:00 PM CET – 12:00 PM Asmara Time.All Eritreans residents in the Middle East and Africa can join our room freely without subscription fee […]
Mar 1 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ብዕለት 23 ምሸት ንእስታት 2 ሰዓት ዝኸውን ንወከልቲ ኪዳን ወይ መሪሕነት ኪዳን ጨንፈር ስዊድን ፡ (ሓደ ሓደ ካብ ኣባላት ውድባት ኪዳን) ምስ ልኡኽ ኪዳን ኣኼባ ኣካይዶም ኔሮም። ኣብቲ ኣኼባ ዓሚቕ ዘተ ከምዘኻየዱን ዝነበረ ሕቶታትን ዘይንጹርነትን ከም ዝዘተዩን ይዝከር። ቀዳም ዕለት 25 ለካቲት 2012 ላዕላዋይ ልኡኽ መሪሕነት ኪዳን ብኣቶ በሺር ይስሓቅ ሓላፊ ናይ ወጻኢ ዝምድናታትን […]
Feb 29 2012 | Posted in
News |
Read More »
Few days ago, it came to our attention that a joint letter from the Eritrean Global Solidarity (EGS) and the Network of Eritrean Civil Societies in Europe (NECS) was sent to the British Prime Minister Mr. David Cameroun in the relation to the Conference on Somalia organised by the British government and that took place […]
Feb 29 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
Hon. David Cameron MP, Prime Minister His Excellency Ban Ki-Moon The Honorable Baroness Catherine Ashton The Honorable Hillary Rodham Clinton Honorable Jean Ping Chairman of the Commission for African Union IGAD Secretariat H.E. Dr. Nabil ElAraby, Secretary-General of the League of Arab States Secretariat Honorable Ekmeleddin Ihsanoglu The Secretary General of the Organization of Islamic […]
Feb 29 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ስካንዲናቭያ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ግደ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ምትግባሩን ንምዝታይ ብዕለት 18/02/2012 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን ዘካየዶ ሓፈሻዊ ኣኼባ ብዓወት ተሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ወ/ሮ ዓይሻ ገዓስ ኣደ መንበር ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ስካንዲናቭያ ናይ እንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ድሕሪ ምቕራብ ንዛረበሎም ዛዕባታትን ትሕዝቶኦምን ኣቕሪባ። ቀጺሉ ኣቶ […]
Feb 28 2012 | Posted in
News |
Read More »
Date : 2012-02-27 ላዕላዋይ ልኡኽ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብኣቶ በሺር ኢሳቅ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያትን ብኣቶ ሓጅ ዓብደልኑር ሓጅ ሓላፊ ሕዝባዊ ጉዳያት ዝምራሕ ኣብ ሃገረ ስዊድን ምስ ኣባላት ፓርለማን መንግስትን ፖሊቲካዊ ሰልፍታትን ክራኸብ ቀንዩ። ኣብ ርኽክባቶም ምስ ፓርለማን መንግስትን ስዊድን ንኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ጨካን ስርዓት ውልቀ-መላኺ ብዘይምሕረት ብጅምላ ይሳቀ ምህላዉን፣ ከም ውጺኢቱ ድማ ሕዝቢ […]
Feb 28 2012 | Posted in
News |
Read More »
EDA Activity Report/Sweden By EDA reporter A higher delegation of the Eritrean Democratic Alliance, Mr. Beshir Ishaq, the head of foreign relations of the executive office, and Mr. HajAbdelnur Haj head of the organizational office and public mobilization office has been engaged in meeting the Swedish parliamentarians and foreign department- Horn of African desk in […]
Feb 28 2012 | Posted in
News |
Read More »
ብሓሙስ ዕለት 16/02/2012 ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ተቀማጦ ማእከላይ ምብራቕ ብቤትጽሕፈት ፈጻሚት ኣካል ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተሓለለፉ መምርሒ ንምትግባርን ዞባዊ ሽማግለ ንምቛም ካልኣይ ኣኼቦኦም ኣካይዶም። ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ቅርጺዊ ምምሕዳር ብምቛም ኢንጅኔር ኑር መሓመድ ኢድሪስ ኣቦ-መንበር ኣቶ ዑስማን ኣሕመድ ምክትል ኣቦ-መንበርን ሓላፊ ዝምድናታት ወጻኢ-ጉዳታትን መሪጾም። ከምኡ’ውን ውሽጣዊ-ሕጊ ብዝምልክት ኣብ ዝስዕብ ኣኼቦኦም […]
Feb 27 2012 | Posted in
News |
Read More »