Author Archive
Stories written by admin

መጸዋዕታ ካብ ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ንኩሉኹም ኤርትራውያን

ነቲ ንሰንበት ዕለት 20/11/2011 ሰዓት 2፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ህዝቢ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ምስ ኣባላት ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ዓባይ ብሪጣንያ፣ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብምትሕብባር፣ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊዩም ኣለዉ። ስለ’ዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ኣብ ሃገርና መዘና […]

Where Soccer Has Been a One-Way Ticket Out

James Montague for The New York Times Athletes are among the few who can leave Eritrea legally. In recent years, soccer players have defected. Eritrea plays Tuesday at Rwanda   By JAMES MONTAGUE Published: November 14, 2011 KIGALI, Rwanda — In the fading light and steady rain at Amahoro Stadium, the Eritrea national soccer team […]

Coordinators for Eritrean NDF Adopt Important Decisions, Including Future Work Plan and Logo

The Coordinating Committee of the recently formed Eritrean National Democratic Forces (CC/ENDF) held its second extraordinary meeting on 13 November 2011on important agenda items that included reviewing current developments, discussing  opportunities and problems being encountered, and finalizing the work plan for the next six months. Chaired by Ambassador Humed Kullu, the Coordinating Committee introduced changes […]

ቕልዕቲ ደብዳበ ናብ ሓው ተኽለሰንበት ተኽላይ

ኮሚሽነር ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢ ከተማ ቦን ፡ ሃገረ ጀርመን        ጉዳይ፡ ተራ ኮሚሽነር ኣብ ንጥፈታት ጨንፈር ስዊዝ ፈለማ፡ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ – ጨንፈር  ስዊዝ፡  አብ ሂወትካ ጥዕና፡ ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ ትምነ፡፡ ካብዚ ብምቕጻል፡ንኣንብብቲ ናይዚ ንሰዶ ዘሎና ጽሑፍ ከነብርሆ እንደሊ፡ እዚ ደበዳበብቐንዱ ንሓው ኮሚሽነር ተኽለሰንበት ተኽላይ ዝቐንዐ ይኹን ደአምበር፡ ንአቦ መንበር ሃገራዊ […]

Exclusive Press Conference‏

Exclusive Press Conference‏ London, England  

ዓወት ኣህዛብ ሰሜን ኣፍሪቓ፡ ኣብ ኤርትራ ክድገም ይኽእል’ዩ!!

ኣብ ሰሜንን ማእከላይ ምዕራብን ኣፍሪቓ ዝጀመረ ማዕበል ህዝባዊ ለውጢ፡ ገና ብናህሪ ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ወርሒ ጥራይ፡ ሰለስተ ዲክታተራት ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቓ፡ ካብ ፖሎቲካዊ ስልጣኖም ተወጊዶም ኣለዉ። ኣብ ሊብያ፡ ን42 ዓመት ዝገዝአ፡ ዲክታቶር መዓመር ቐዛፊ፡ ኣብ ግብጺ ን30 ዓመት ዝመርሐ ሑስኒ ሙባረክ ከምኡ’ውን፡ ኣብ ቱንዝያ ን23 ዓመት ዝገዝአ ቢን ዓሊ እዮም። እዚ ዓወታት ኣህዛብ […]

Press release

Eritrea is a country situated in the Horn of Africa sharing borders with Ethiopia on the south and south west, the Sudan on the west and Djibouti on South East. It occupies an area of 119,000² k/m, with a population of about 5 millions and with shore lines that runs about 1000 km along the […]

Struggling the dictatorship and Planning for democracy

By Fesseha Nair                      It should be remembered that against a dictatorship the objective of the grand strategy is not simply to bring down the dictators but to install a democratic system and make the rise of a new dictatorship impossible                                           Gene Sharp     Based on Gene Sharp’s studies on dictatorships and […]

ኣገዳሲ ኣኼባ መንእሰያት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም (ሽወደን)፡ ንሓሙስ ዕለት 10/11/2011 ኣገዳሲ ናይ መንእሰያት ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ፡፡ ናይዚ ኣኼባዚ ቐንዲ ትሕዝቶ እቶም ኣብ ሕዳር 2011 ዝግበር ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንመንእሰያት ወኪሎም ዝሳተፉ ኣባላት ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ንምምራጽ ይኸውን፡፡ ስለ’ዚ ኩላትኩም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ትቃለሱ ዘለኹምን፡ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምርግጋጽ እትግደሱ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ’ዚ […]

አገዳሲ ሐበሬታ ህዝባዊ አኼባ ምስ ተሐጋገዝቲ ሽማግለን ምስ ሕጹያት ለንደን ን ሃገራዊ ዋዕላ

ተሓጋጋዚት ኮሚቴ ለንደን ርሑስ ዒድ አል አድሓ እንዳበለት ከምኡውን እዚ መጨረስታ ዒድ አብ ወጻኢ ሃገርና ክኸውን ትምኒታ እንዳ ገለጸት፡ ኩሎም ነዚ ስራሕ ክሳብ መጨስታ ምሕጻይ አባላት ንሃገራዊ ጉባኤ ንምብጻህ ዝተሳተፉ ናብዚ አተዳሲ አኼባ ንክሳተፉ ትዕድም፤ እዚ አገዳሲ አኼባ ኸአ ን መዘኻኸሪ ምስ ቶም ተሳተፍቲ ሕጹያት ለበዋታትን ርእይቶታትና ንከንቕርበሎም ክኽውን ከሎ ከምኡ ኸአ ደምዳም ውጽኢት ስርሐት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net