NewsNotices

መጸዋዕታ ካብ ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ንኩሉኹም ኤርትራውያን

ነቲ ንሰንበት ዕለት 20/11/2011 ሰዓት 2፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ህዝቢ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ምስ ኣባላት ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት ዓባይ ብሪጣንያ፣ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብምትሕብባር፣ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊዩም ኣለዉ። ስለ’ዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ኣብ ሃገርና መዘና ኣልቦ ዝኾነ ግፍዕን ምጥሓስ ሰብኣዊ መሰልን ዝፍጽም ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ኣትሪርኩም ክትኩኑኑዎን ክትቃወሙዎን ሃገራዊ ግዴታኹምን ሓላፍነትኩምን ብምዃኑ፣ ኣብ’ዚ ዚተባህለ ግዜን ዕለትን ንኪትሳተፉ ብኽብሪ ንጽውዕ።

ቦታ

SADACCA Building

48 WICKER

Sheffield

S3 8JB 

ኣዋሃሃዲት ሽማግለ በዓላትን ሰላማዊ ሰልፊን ከተማ ሸፊልድ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top