“ኣብ ማሕዩር ናይጀርያ ዝጸንሑ መንእሰያት ኣዲስ ኣበባ በጺሖም”
ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ንስደት ንኸምርሑ ዝተገደዱ ኣርባዕተ መንእያት ኣብ ናይጀርያ ንኣዋርሕ ተሓይሮም ድሕሪ ምጽናሕ ብሓሙስ 08/12/2011 ኣዲስ ኣበባ በጺሖም። ዩሱፍ መሓመድ ሰዒድ ሄኖክ ኪዳነ ወልደገርጊስ ሳልም ዓብዱ ኣሕመድ ተስፋኣለም ተኸስተ ወልዳይ
ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ንስደት ንኸምርሑ ዝተገደዱ ኣርባዕተ መንእያት ኣብ ናይጀርያ ንኣዋርሕ ተሓይሮም ድሕሪ ምጽናሕ ብሓሙስ 08/12/2011 ኣዲስ ኣበባ በጺሖም። ዩሱፍ መሓመድ ሰዒድ ሄኖክ ኪዳነ ወልደገርጊስ ሳልም ዓብዱ ኣሕመድ ተስፋኣለም ተኸስተ ወልዳይ
By Fesseha Nair According to this article writer’s understanding, the objective of the Eritrean National conference held in 2010 and the Eritrean national congress held in 2011 were to provide a forum to all opposition forces for democratic change to discuss and negotiate political issues in a peaceful, structured environment focusing on conflict management […]
ብመጀመርታ፡ ዝለዓለ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታይ የቕርበልኩም፡ ብምቕጻል ንኹልኻትኩም ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና፣ ኣብዚ ተሰላስልዎ ዘለኹም ረዚን ሃገራዊ ዕማም ከኣ ኣሳልጦ ንክትረኽቡ ይምነየልኩም፡፡ ከምቲ ኣብቲ ናይ ትማሊ 28/11/2011 ፈላሚ ርክብና ዝገለጽኩልኩም እዚ ኣብ ታሓቲ ዘሎ ወግዓዊ መግለጺ ናተይ ናይ ዳንኤል ተወልደ መብርሂ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ሓጺር መእተዊ ኣቐዲመ ጉዳየይ፣ ጉዳይ ዳንኤል ተወልደ ምስ ጉዳይ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ […]
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ጉባኤኛታት፡ ብቀዳምነት ዝለዓለ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታይ የቕርበልኩም። ብምቕጻል ንኩሉካትኩም ኣባላት ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጥን ዕዱማት አጋይሽን እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ይብል። ነዚ ዘብቃዓና ፈጣሪ እንዳምስገንኩ፡ ንደገፍትና ሰንዓ ፎረም ብሓፈሻ፣ ንመንግስትን ህዝብን ኢትዮጽያ ድማ ብፍላይ ስለቲ ንቃልስና ንሕዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ንደንበ ተቓውሞን ስደተኛታትን ዝገብርዎ ዘለው ዘይሕለል ደገፍ ዝዓሞቐ ምስጋናይ ከቕርበሎም ይፈቱ። ብመጀመርታ፡ እዚ ታሪኻዊ ጉባኤ፡ […]

By Carol Sanders, Winnipeg Free Press November 25, 2011 WINNIPEG — They thought coming to Canada would free them from the oppressive Eritrean regime, but many new Winnipeggers from the small nation in the Horn of Africa are being squeezed for money by agents of the government they fled. Daniel Awshek told the Winnipeg […]
By Roseleen Nzioka The Inter-Governmental Authority on Development (IGAD) has announced its full support for Kenya’s military incursion into Somalia in pursuit of Al Shabaab militia. Regional leaders gathered at a Summit in Addis Ababa, Ethiopia, Friday, said they welcomed the joint security operation by Kenya Defense Forces (KDF) and Somalia’s Transitional Federal Government (TFG) […]
50 people came to a screening in Sheffield of the documentary “Like A Man On Earth” which shows the brutal reality of life for African migrants in Libya under Gaddafi. With an official from the new Libyan Embassy at the discussion which followed, we asked “will life improve for Libya’s 1.5 million migrants now?” November […]
ዝሓለፈ ዓርቢ ማለት 11/11/11 ዓ.ም ንአብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነብር ህዝብና ነቶም አብ በረኻ ሲናይ ዝሃለቑን ገና ዝሃልቁ ዘለው ደቁ ናይ ሓዘን ምሸት ገይርሎም ንኸምሲ ምጽዋዕና ይዝከር። እዚ ጻውዒት በቲ ኩሉመዳያዊ ስመረት ንምውጋድ ስርዓት ህግደፍ ኢሉ ተላዒሉ ዘሎ ደምበ ደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስን ዓቢ ጎስጓስን ጻዕርን እዩ ተኻይዱሉ። ነቲ ብሰንኪ ጨካን ስርዓት ህግደፍ ሪዒዱን ተምበርኪኹን ዘሎ ህዝብና […]