Author Archive
Stories written by admin

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) ነቲ ብፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ንጽገት መልእኽቲ ዝምልከት ንቀዳም 12/11/2011 ካብ ሳዓት 1፡30 ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ህጹጽ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ብሓፈሻ፡ እቶም ኣብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝተኻፈሉ ድማ ብፍላይ ኣብዚ ተጠቒሱ […]

A CALL FOR DEMONSTRATION IN WASHINGTON DC መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ

ብምኽንያት ታሕሳስ 10 ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሲናይ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታትን: ንሕና ግዱሳት ኤርትራውያን መንእሰያት ሓደ ዓብይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ኣብ ፊት ዋይት ሃውስ ኣዳሊና ኣለና:: ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን መሓዙት ኤርትራን ድማ ናብዚ ሰልፊዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም:: ከምኡ’ውን ኩለን ኤርትራውያን ውድባትን ማሕበራትን ነዚ ብመንእሰያት እናተወደበ ኣብ ኩለን ሃገራትን ከተማታትን ዝባራዕ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ስሙር ደገፍ ክልግሳሉን […]

ጻዊዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብኣ ፍደገ ኤምባ ሲሱዳንን ግብጽን

ብምኽንያት እቶም በስገዳድን ኤርትራ ዝጥረዙ ዘለው መንእሰያት ኣሕዋትና፣ ከምኡውን ብሰንኪ እቲ ኣብ በረኻታት ሲናይ ዘጋጥሞ ምዘሎ ግፍዕታት ኣቤ

ጻውዒት ስመር ንዓለምለኻዊ መዓልቲ ሓዘን ኤርትራውያን

ብ ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ በይ ኤርያ ካሊፎርኒያ  ዝኸበርካ አብ ውሽጢ ዓዲ እትነብር ህዝቢ ኤርትራ፡  ዝኸበርካ ካብ ሃገርካ ወጺኻ አብ ስደት እትነብር ህዝቢ ኤርትራ፡           ንሰላሳ ዓመት መሪርን ጽንኩርን ቃልሲ ተቓሊስካ፡ ደም እትፈትዎም ቀያሕቲ ውልድካ ከፊልካ ናጽነት መሬትካ ካብ ትጭብጥ ድሮ ዕስራ ዓመት ኮይኑ። እንቶኾነ ግና ድሕሪ ናጽነት ብሰላምን እፎይታን ንኽትነብር ዝነበረካ ድልየት ከም ሕልሚ […]

ምልክታ ኣገዳሲ ኣኼባ መንእሰያት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም (ሽወደን)፡ ንሓሙስ ዕለት 10/11/2011 ኣገዳሲ ናይ መንእሰያት ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ፡፡ ናይዚ ኣኼባዚ ቐንዲ ትሕዝቶ እቶም ኣብ ሕዳር 2011 ዝግበር ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንመንእሰያት ወኪሎም ዝሳተፉ ኣባላት ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ንምምራጽ ይኸውን፡፡   ስለ’ዚ ኩላትኩም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ትቃለሱ ዘለኹምን፡ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምርግጋጽ እትግደሱ ኤርትራውያን መንእሰያት […]

ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንበዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣብጽሓኩም ይብል። በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ […]

Urgent Appeal For Immediate Release

We in the Citizens for Democratic Rights in Eritrea (CDRiE) have been following with deep sense of apprehension the news regarding the arrest of the exiled Eritrean writer and journalist, Mr. Jamal Hummad, in Sudan. Although there is no information about the reasons of his arrest, we are hopeful that the Sudanese authorities, who had […]

Eritrea raising money in Canada, financing terrorists to attack Canada

Stewart Bell Nov 5, 2011 – Nov 5, 2011 6:50 PM ET The government of Eritrea, which the United Nations accuses of supplying a long list of armed groups including the al-Qaeda affiliate Al-Shabab, has been raising money in Canada by taxing Eritrean-Canadians, interviews and documents show. The 2% “diaspora tax” is collected by the […]

US Opposes Eritrea President Meeting Security Council, Rice Tells Press Why

By Matthew Russell Lee, Exclusive UNITED NATIONS, November 3 — Facing sanctions, the President of Eritrea Isaias Afwerki has asked to meet with the UN Security Council. Going beyond Inner City Press’ initial exclusive story, several Council members on Thursday told the Press that the United States — one said “only the US” — is […]

Kenya confronts Eritrea over arms cache

Keywords: By Isaac Ongiri and Patrick Kibet Kenya formally took on Eritrea over claims that the Red Sea country was supplying arms to Al Shabaab, with the diplomatic row clouding the Kenya Defence Forces operation against the militia in Somalia. And in an attempt to stop the further souring of relations after Kenya hinted at […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net