ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) ነቲ ብፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ንጽገት መልእኽቲ ዝምልከት ንቀዳም 12/11/2011 ካብ ሳዓት 1፡30 ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ህጹጽ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ብሓፈሻ፡ እቶም ኣብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝተኻፈሉ ድማ ብፍላይ ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሳዓትን ምሳና ተሳትፈኹም ከተበርክቱ ብትሕትና ንሓትት። ኩላትና ከም እንፈልጦ፡እቶም ንህዝቢ ምድላንድ ወኪሎም ንጉባኤ ክሳተፉ ተመሪጾም ዝነበሩ ባእታታት ብፈጻሚት ሽማግለ ከምተነጽጉ ዝዝከር እዩ። ቦታ: 25 Withmore Road, Smallheath Birmingham. B10 0ND ብሰላም ምጹ ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ክፍሊ ዜና www.encdc.com

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6279

Posted by on Nov 9 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net