NewsNotices

ጻዊዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብኣ ፍደገ ኤምባ ሲሱዳንን ግብጽን

ብምኽንያት እቶም በስገዳድን ኤርትራ ዝጥረዙ ዘለው መንእሰያት ኣሕዋትና፣ ከምኡውን ብሰንኪ እቲ ኣብ በረኻታት ሲናይ ዘጋጥሞ ምዘሎ ግፍዕታት ኣቤ ትንምባል – ኣብኣፍደገኤምባሲሱዳንንኤምባሲግብጽንብምእካብናይተቃውሞጻዊዒትናከነስምዕምዃናንሕብር ።

ኩሉኹምኤርትራዊያንምሳናሓቢርኩምክትውዕሉጻዊዒትናነቅርብ ።

 

ቦታ

1. ኤምባሲግብጺ – ኣድራሻ

Egyptian Embassy London

26 South Street   

London W1K 1DW

 

2. ኤምባሲሱዳን – ኣድራሻ

Sudanese Embassy London;

3 Cleveland Row, Whitehall,

Westminster, London SW1A 1DD

 

ዕለት–11 / 11 / 2011

ጊዜ –    ካብሰዓት 1 ድ.ቐ – ክሳብሰዓት 6 ድ.ቐ

 

ካብኤምባሲግብጺናብኤምባሲሱዳንናይጉዕዞእግሪከነካይድኢና ።

 

ብደሓንምጹ

ኣዋሃሃዲትሽማግለ

 

 

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top