Notices

አገዳሲ ሐበሬታ ህዝባዊ አኼባ ምስ ተሐጋገዝቲ ሽማግለን ምስ ሕጹያት ለንደን ን ሃገራዊ ዋዕላ

ተሓጋጋዚት ኮሚቴ ለንደን ርሑስ ዒድ አል አድሓ እንዳበለት ከምኡውን እዚ መጨረስታ ዒድ አብ ወጻኢ ሃገርና ክኸውን ትምኒታ እንዳ ገለጸት፡ ኩሎም ነዚ ስራሕ ክሳብ መጨስታ ምሕጻይ አባላት ንሃገራዊ ጉባኤ ንምብጻህ ዝተሳተፉ ናብዚ አተዳሲ አኼባ ንክሳተፉ ትዕድም፤ እዚ አገዳሲ አኼባ ኸአ ን መዘኻኸሪ ምስ ቶም ተሳተፍቲ ሕጹያት ለበዋታትን ርእይቶታትና ንከንቕርበሎም ክኽውን ከሎ ከምኡ ኸአ ደምዳም ውጽኢት ስርሐት ተሓጋገዚት ሽማግለ ጸብጻብ ንስምማዕ ይኽውን

ከምኡውን አብ ዚ አጋጣሚ ነቶም አሕዋትን አሕቲን ብዓቢ ጽሞማን ትዕግስትን ተገዳስነትን ነዚ ሃገራዊ ስራሕ ዝተኸታተሉ እንዳ አመስገነት አብዚ አገዳሲ አኼባ ንክሳተፉ ትላቦ

ብተወሳኺ ሕጽረት ናይ ጊዜ ስለ ዘሎና አብ ጊዜና ንክንርከብ ነማሕጽን

ጊዜ፡ ቀዳም ዕለት 12-11-2011

       ካብ ሰዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት ሽውዓተ ምሸት

ቦታ፡ The Stowe Centre, 258 Harrow Road, London W2 5ES,

       Tube: Royal Oak “Hammersmith” Busses: 18, 36

 

 

ተሐጋጋዚት ሽማግለ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (ለንደን)

ክፍሊ ዜና

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top