ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ገለ ኣካላት ንፌደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ምጽላም፡ ንፖሎቲካዊ መትከላቱን መርገጻቱን ንምድንጋር፡ ብዝተፈላለዩ ድምጺታትን ብርዕታትን ብርቱዕ ጻዕርታት ይገብሩ ምህላዎም ብጽሞና ክንኸታተል ጸኒሕና ኣለና። ብፍላይ ከኣ፡ ብፖሎቲካዊ መትከላትናን መርገጺታትናን ዝርዕዱ ቀንጸልቲ ሓይልታት፡ ህላዊኦም ንምርግጋጽ ኣብ ከቢድ ጸለመታት ተዋፊሮም ይርኸቡ። ኣብ”ዚ እዋን”ዚ እቲ ጸለመታት እናጉለሐ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ ግዜ ዕላምኡ ከኣ ንምዝራግ ሰናይ ዝምድናታትና […]
Name: Eritreans for Democracy, Justice and Equality (EDJE). Organization Type:Network Group. The purpose of this paper is to strive for and create a consensual public stand and opinion on some basic rights, principles and policy matters that are envisaged to rally all conscious and patriotic individuals, groups or organizations from different walks of life […]
Eritrean Youth Global Movement condole Akito death
ኣብ ዕለት 21/10/2011 ኣብ ዝተገብረ ናይ መረጻ ኣኼባ ፡ መሳተፊ ጉቡኦም ዘማልኡ ፡ ደቀንስትዮ ዝርከባኦም ሲቪላውያንን ፡ ኣባላት ፖለቲካውያን ውድባትን ፡ ብእዋኑ ናብ’ቲ መረጻ ክካየደሉ ዝተመደበ ቦታ ድሕሪ ምብጻሕ ፡ ብተቐበልቲ ኣጋይሽ ምውቕ ናይ ምቕባል ስነስርዓት ተገብረሎም ። ሲዒቡ ተሳተፍቲ ናብ’ቲ ዝተዳለወሎም ኣደራሽ ብምእታው ቦታኦም ድሕሪ ምሓዝ ፡ እቲ መደብ ስጋብ ዝጅምር ነሓድሕዶም ብዛዕባ ሃገራዊ […]
ክቡር ሃገራዊ ሓርብኛ ተቓላሳይ መሓመድ ዑመር ኣኪቶ ኣብ መበል 92 ዓመቱ ትማሊ ዓርቢ 21 ጥቕምቲ 2011 ኣብ ከተማ ዓሰብ ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈልዩ ኣሎ። ሃገራዊ ተቓላሳይ መሓመድ ዑመር ኣኪቶ ካብ ዕድመ ንእስነቱ ኣትሒዙ ንመሰል ርእሰ ወሳኔ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣርብዓታት ኣብ ክሊ ቀጽሪ ናጽነት ኤርትራ ምስ ክቡራን ሃገራውያን ሓርበኛታት ብጾቱ ጠጠው ብምባል ነቲ ኣብቲ እዋን’ቲ […]
(ትርጉም ብዓረበኛ ኣብ ታሕቲ ርኤ) ክቡር ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን እትነብር ፍቱው ህዝቢ ኤርትራ ። ካብ ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት ኣትሒዙ ንህዝቢ ሃገረ ኤርትራ ገጢሞሞ ዘለው በዳህቲ ሽግራት ብርክት ዝበሉ ምዃኖም ንኹላትና ብሩህ‘ዩ። ንምዝኽኻር ግን ገለ ካብ’ቶም ንህዝብና ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያትና ገጢሞም ዘለው ስቅያት ክንጠቅስ። እቶም ንስደት ብምኻድ ንሂወቶም ተስፋ ብምሃብ ንስድራኦም ክናብዩን ክጥውሩን ብኡ ኣቢሎም […]
ወኪል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣቶ ዳንኤል ወልደትንሳኤ ዝመረሖን ኣባላት ፈጻሚት ሽማግሌ ጨንፈር ሚድላን ዘማእከልዎ ኣብ በርሚንጋሃም ብዕለት 15.10.2011 ኣኼባ ኣካይዶም። ብመጀመሪያ ሕጋውነት ኣኼባ ንምምላእ እቲ ቁጽሪ እኹል ሙኻኑ፡ ማለት 36 ካብ 49 ዝተመዝገቡ ኣባላት ኣብቲ ኣኼባ ድሕሪ ምስታፎም ሕጋውነት ኣኼባ ምስ ኣረጋገጹ ብናይ ሓባር ውሳኔ ድማ ኣብዘን ዝስዕባ ክልተ መደባት […]
20-10-2011 ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዕለት 18-20 ጥቅምቲ 2011 ዝተኻየደ 3ይ ውድባዊ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ውሳኔታት ለበዋታትን ብምሕላፍ ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ጉባኤኡ ብዓወት ዛዚሙ፡ አብ ዝሓለፉ መድረኽ ዝተሰላሰሉ ስራሓት ካብ ፈጸምቲ ቤት-ጽሕፈታት ዝቐረበሉ ጸብጻባት ድሕሪ ምስማዕ፡ እቲ አብ ወታሃደራውን ዲፕሎማስያውን ፖሎቲካዊን ማሕበራውን መደያት ዝተሰላሰሉ ክሰላሰሉ ዘይከአሉን ጉዳያት አልዒሉ […]
By Aaron Maasho NAIROBI (Reuters) – Two little known Eritrean rebel groups said on Friday they had killed 12 government soldiers in an early morning attack. The Red Sea Afar Democratic Organisation (RSADO) and the Eritrean National Salvation Front said they carried out the raid on Thursday in Kermed, Adi Metras, Ingra Abo, Adi Tela’a […]