Author Archive
Stories written by admin

THE SAMARA DECLARATION

17 October 2011 We, the Afar People, including the Afar State President, the Afar State Cabinet, the Afar State Officials, the Leaders of the Red Sea Afar Democratic Organization (RSADO), and the Afar Refugees from our homeland in Eritrea, assembled in Conference today of 3500 people together declare to the World the solemn will of […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ : ንፖለቲካውያን ሰነዳት ንዝቐርብ ርእይቶታት ብዝምልከት

ፖለቲካዊ ሽማግለ ካብ ዝተፈላለየ ወገናት ንፖለቲካዊ ሰነዳት ዝቐረብ ርእይቶታት በዚ ዝስዕብ ኢመይል ኣድራሻ  ክሳብ 17- ጥቅምቲ -2011ዓ/ም ብ politicalcomm10@Gmail.com  ክንቅበል ምዃና ንሕብር፡፡   ዕለተ ጉባኤ እንዳ ተቓረበ ይመጽእ ስለ ዘሎ ካብቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ዕለት ንደሓር ዝመጽእ ርእይቶታት ተቐባልነት ከምዘይብሉ ደጊምና ነዘኻኽር ፡፡   ስለዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ጉዱሳት ንዘለኩም ርእይቶታት ክሳብ ኣብቲ ዝተቐሰ ዕለት ርእይቶኹም […]

The United Nations refugee agency condemned the deportation Eritrean refugees

18 October 2011 – The United Nations refugee agency today condemned the deportation of more than 300 Eritrean refugees and asylum-seekers by Sudan after weeks of detention and in spite of a previous agreement with the UN. Adrian Edwards, a spokesperson for the UN High Commissioner for Refugees (UNHCR), told reporters at a press briefing […]

JOIN US FOR THE SAKE OF MESJIDS (THE HOUSE OF ALLAH)

Asselamu-Alaykum Werahmetu-Allah   Dear brothers and sisters in Islam,   As we all remember, a few years ago we received sad news of the demolishment of several Mesjids in our home land (Eritrea). Indeed this action was painful and heart breaking for the trustworthy people. However, the natives and the AWKAF COMMITTEE took the case […]

ስለ መሳጊድ, ምእንቲ ቤት ረቢ

ክቡር ሓው ክብርቲ ሓብቲ,ኣቐዲምና ዝኸበረን ዝዓዘዘን ኣስላማዉን ሕዉነታዉን ሰላምታ ናይ ሰብ ጀና ኣብ ጀና ነቕርበልኩም፡ ኣሰላሙዓለይኩም ወራሕመቱላሂ ወበረካቱሁ፡፡   መብዝሕትና ከም ንዝክሮ ቁሩብ ዓመታት ይገብር ዘሕዝንን ዘሰምብድን ወሬ ብዛዕባ ምፍራስ መሳጊድ ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና (ኤርትራ) ሰሚዕና ኔርና፡፡እዚ ፍጻሜ’ዚ ንኹሉኹም ሰብ ሓሞት ዓቢ ስምብራት ከምዚገደፈ ኣይንጣራጠርን፡፡ ይኹን’ምበር እቶም ደቂ ዓዲ ምስ ቤት ጽሕፈት ኣውቃፍ ብምዉህሃድ ናብ […]

Security Council to consider new Eritrea sanctions

(AFP) UNITED NATIONS — The Security Council will begin Tuesday discussing a draft resolution on imposing new sanctions on Eritrea for what a UN report describes as destabilizing actions in East Africa. Neighbor and long-time rival Ethiopia has sought reinforced international sanctions since a UN panel in July said Eritrea was behind a plot to […]

ኤርትራውያን ነበርቲ አዲስ አበባን ከባቢኣን 6 ወከልቲ ንሃገራዊ ጉባኤ መሪጾም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነቲ ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረሉ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ዓለም ዝነበሩ ኤርትራውያን፣ ተሓጋጋዝቲ ህዝባዊ ሽማግለታት ኮምሽን የቕውም ምንባሩ ዝፍለጥ’ዩ፡፡ በዚ መሰረት ከኣ፣ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2011 ኣብ አዲስ አበባ’ዉን ብተመሳሳሊ መንገዲ 21 ኣባላት ዝሓቆፈ ተሓጋጋዚ ህዝባዊ ሽማግለ ብደሞክራስያዊ መንገዲ መሪጹ ምንባሩ ዝዝኸር’ዩ።   እዚ ሽማግለ’ዚ 7ተ ኣባላት ፈጻሚ ኣካል […]

Important Announcement

Eritrean Al-Hiwar Arabic Room will host Shaikh Khalil Mohammed Amir – Chairman of Eritrean Islamic Party for Justice & Development on Saturday October 22nd, 2011 at 10:00 PM CET – 11:00 PM Asmara Time. All Eritreans residents in the Middle East and Africa can join our room freely without subscription fee – Welcome all   […]

መጸዋዕታ ን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሎንዶን

ን ቀዳም ዕለት 22 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ሎንዶን ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ክካየድ ምዃኑ እንዳሓበርና ፣ ኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ፍትሕን ዲሞክራሲያዊ ለውጥን  ክካፈሎ ጻዊዒት ነቅርብ ።   ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ፌስቲቫል ከካይደሉ መዲብዎ ዘሎ ቦታ ምዃኑ ክንሕብር ንደሊ ፣   ዝካየደሉ ቦታን ጊዜን – ቦታ፣- The Decorium, 22 Western […]

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሚድላንድ ( ዓባይ ብሪጣንያ ) ንጉባኤ ዝሳተፉ ወከልቶም መሪጾም።

ወኪል ኤርትራዊ  ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣቶ ዳንኤል ወልደትንሳኤ ዝመረሖን ኣባላት ፈጻሚት ሽማግሌ ጨንፈር ሚድላን ዘማእከልዎ ኣብ በርሚንጋሃም ብዕለት 15.10.2011 ኣኼባ ኣካይዶም። ብመጀመሪያ ሕጋውነት ኣኼባ ንምምላእ እቲ ቁጽሪ እኹል ሙኻኑ፡ ማለት 36 ካብ 49 ዝተመዝገቡ ኣባላት ኣብቲ ኣኼባ ድሕሪ ምስታፎም ሕጋውነት ኣኼባ ምስ ኣረጋገጹ ብናይ ሓባር ውሳኔ ድማ ኣብዘን ዝስዕባ ክልተ መደባት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net