NewsNotices

ዕድመ

ዕድመ ንኩሉ ከተማታት ደቡብ ካሊፎርንያ ዘጠቓልል ኣኼባ ንሰንበት 30 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ንጉባኤኛታት ብለበዋታት ንምፍናው ንኩሎም ደለይቲ ለውጢ ናይተን ከተማታት ኣብ ናይ ሓደ ናይ ዕላል መኣዲ ተራኺብና ክንዝቲ ጊዜ ፈሊና’ሎና። ስለዚ ድማ ቆጸራኹም ኣብቲ ናይ ኣኼባ ቦታ ይኹን።

 ግዜ……..ሰዓት 3፡00 ድ፡ቀ።

 ቦታ……ኣብ ቀረባ እዋን ከነፍልጥ ኢና።

 ንሓበሬታ ኣብ 619-581-4805 ወይ 619-548-8811 ደውሉ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top