ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም On the occasion of Golden Jubilee on the 50th Anniversary of Eritrean Struggle, Eritrean Cultural Forum in Birmingham hosts a founder and publisher of Awate.com and an author of the book “Of Kings And Bandits” Mr. Saleh Gadi Johar to present a valuable lecture on Language and Religion in […]
Sep 18 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ዝኸበርኩም ብጾት ኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝኸበርኩም ወከልቲ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ናይ ዜና ማዕከናትን ዝከበርኩም ወከልቲ ቁንሱላዊ ቤት ጽሕፈት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ኩቡራት ዑዱማትና ብቐዳምነት ብስምየን ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳ፡ ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታይ አመሓላልፈልኩም፣ ዕድሜና ኣኽቢርኩም ንዝኽሪ ታሪኻዊ መዓልቲ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎና ብሓባር ንምብዓል፡ ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ካብ ርሑቕን ቀረባን ብምምጻእ ኣብ’ዚ […]
Sep 14 2011 | Posted in
Articles |
Read More »
Mon Sep 12, 2011 KHARTOUM, Sept 12 (Reuters) – Sudan detained on Monday 317 Eritreans trying to cross the border to Egypt with most of them wanting to reach Israel, Sudanese police said. The Eritreans, among them 75 women and four children, were detained in northern Sudan 30 kilometers from the Egyptian border, a police […]
Sep 14 2011 | Posted in
News |
Read More »
መበል 50 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ሰውራ ኤርትራ ብ.ኣባላትን ደገፍትን ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪ ጣንያ ክኽበር እዩ።ኣብዚ በዓል እዚ ፕሮፈሶር ዶክቶር ተስፋጽየን መድሃንየን ካልኦት ፍሉጣት ምሁራትን ብኣካል ተረኺቦም መልእኽትታቶም ከማሓልልፉ ምዃኖም ንሕብር። ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ዘበለ ኣብዚ በዓልዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ኣሎና። ዕለትን ቦታን ናይ በዓል ከምዚ ዝስዕብዩ። THESTOWE CENTER 258 Harrow Road London […]
Sep 13 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ራህዋን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው […]
Sep 12 2011 | Posted in
News |
Read More »
ኤ/ ሃ/ኮ/ደ/ለ ጨንፈር ርያድ ኣብ ዕለት 09/9/2011 ንህዝቢ ኣኼባ ኣካይዱ ። ኣብ መኽፈቲ ናይ’ቲ መደብ ኣብ ህሉው ኩነታት ህዝብናን ፣ ሃገርናን ዝተኮረ ሕጽር ዝበለ ፡ ለበዋ ሓዘል መዘኻኸሪ ብኣቕራቢ መደብ ድሕሪ ምቕራብ ፡ ስዒቡ ኣቦመንበር ኤ/ሃ/ኮ/ደ/ለ/ ጨንፈር ርያድ ፡ ንዕዱማት እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ድሕሪ ምባል፡ ብዛዕባ ናይ’ቲ መዓልቲ መዛረቢ ጉዳይ ክገልጽ እንከሎ ፡ ነቲ ኣቐዲሙ […]
Sep 12 2011 | Posted in
News |
Read More »
ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝተኣኻኸቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓዉዲታት ሞያ ዘሎዎም ኤርትራዉያን ነቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ሓደገኛነቱ እንዳዓበየ ዝመጽእ ዘሎ ኩሉመዳያዊ ቅልዉላው ኤርትራን ህዝባን፡ ተመኻኺርካን ተማያይጥካን ፍታሕ ንምንዳይ ዝዓለመ ኣኼባ ሎሚ 6 መስከረም 2011 ጀሚሩ፡፡ እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ህብረተ-ሰብ ሞያውያን ሃገራውያን ዝሳተፍዎ ዘሎዉ ኣኼባ፡ ካብ ኣሜሪካ፡ካናዳ፡ ኤዉሮጳ፡ ኣዉስትራሊያ፡ ኣፍሪቃን (ደቡብ ኣፍሪቃ፡ኢትዮጵያ ሱዳን) ኤስያን ብዝመጹ […]
Sep 9 2011 | Posted in
News |
Read More »
For more info contact Fessehaye Hagos at
Sep 8 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ሎሚ ባሕቲ መስከረም 2011 ንምጅማር ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 50 ዓመት ነኽብር ኣሎና፡፡ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ሃገራዊ ፍሉይነትን ተዘክሮን ዘሎዋ ዕለት ኮይና፡ ምኽንያቱ ብድሕሪኡ ዝተቀርጸ ኤርትራዊ ህይወት ብዙሕ ፍልይ ስለ ዝበለ እዩ፡፡ እዚ ኣባሃህላ እዚ ዘረባ ምድጋም ዘይኮነ ከም ኤርትራውያን ክብርቲ መዓልቲ ብምዃና ኣብ ጉዕዞ […]
Sep 8 2011 | Posted in
Articles |
Read More »