ንሰንበት ዕለት 2 ጥቅምቲ 2011 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ። ተቓውሞና እነካይደሉ ኣብ ፊት ኤክስፖ (መሰ Messe Giessen) ከተማ ጊሰን ሰዓት 4 ድ.ቀ. (16) ክጀምር ምዃኑ ንኵሎም ግዱሳት ኣሕትን ኣሕዋትን ብኽብሪ ነፍልጥ። ዲክታቶርያውያን ገዛእቲ ህግደፍ፡ ብዙሓት ደገፍቲ ከምዘለዉዎም ንምምሳል ዘይተጠቕምዎ ብልሓታት ከም ዘይህሉ ከም እትፈልጥዎ፡ ንዚኵሉ ተግባራት ብምፍሻልን ኣብ […]
Sep 27 2011 | Posted in
News |
Read More »
Eritrean Al-Hiwar Arabic Room will host Ustaz Ali Mohamed Said, Head of the Political Committee of the Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC) for updating the audience about the ongoing final arrangements & preparations for holding the National Congress, that is on Saturday October 1st, 2011 at 10:00 PM CET – 11:00 PM Asmara […]
Sep 27 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ)፡ ንቀዳም ዕለት 24/09/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ፡፡ እቶም ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽርከቡ ዕድመ ዝግበረሎም ዘሎ ነቶም ናይ ኤርትራ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣባልነት መመዝገቢ ቕጥዒ ከምኡውን እቲ ናይ መመዝገቢ ክፍሊት ገንዘብ ዘማልኡን ይኾኑ፡፡ ናይዚ ኣኼባዚ ቐንዲ ትሕዝቶ እቶም ንመጻኢ ማለት ወርሒ ጥቕምቲ 2011 ዝግበር […]
Sep 23 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
Pictural Report ትማሊ ዓርቢ ዕለት 16 መስከረም ኣብ ፍራንክፎርት ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ሃገር ኤርትራን ቤት ጽሕፈት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ተረኺቡ ነቶም ብመስከረም 2001 ሒዞም ዝተኣስሩ ክሳብ እዚ ዕለት‘ዚ ክሲ ከይተመስረተሎም ብዘይ ፍርድን ፍትሕን ካብ ዓለም ተሰዊሮም ኣብ ትሕቲ ሞቑሕ ቤት ማእሰርቲ ዝሳቐዩ ዘሎዉ ብምዝካርን ብቕጽበት ክፍትሑን ዝጠልብ ውዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እዚ ብዙሓት ኣብ ሃገር […]
Sep 22 2011 | Posted in
News,
Resistance |
Read More »
ውልቀመላኺ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣርባዕተ ካብ ኣዕርዅቱን መወልቱን ዝነበሩ መራሕቲ፡ ሰሜን ኣፍሪቃ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ስልጣኖም ብህዝቢ ተባሪሮም ኣብ ምዅብላልን ቤትማእሰርትን ይርከቡ’ለዉ። እዚኣ ካብ ትኸውን ኣትሒዙ ድማ ከምወኻርያ መሕብኢቱ ጠፊኣቶ ሸለብ ገለብ ክብልን ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ መንገዲ ዘተዓርቕዎ ክደልን፡ ድቃስ ለይቲ ኣብዩዎ የዕለብጥ ምህላዉን ካብ ህዝቢ ክዉል ኣይኮነን። ብዙሓት ጀጋኑ ዝተሰውእሉ ሃገር ቁጠበኣን ማሕበራዊ […]
Sep 22 2011 | Posted in
Articles |
Read More »
By Jenny Vaughan (AFP) SHIRE, Ethiopia — For 12-year-old Eritrean refugee Ablel, the decision to flee his country was relatively simple. “I didn’t want to be a soldier,” he says with a shy smile, revealing a mouthful of crooked teeth. Getting out, however, was a harder challenge. He is one of thousands of youngsters risking […]
Sep 21 2011 | Posted in
News |
Read More »
ተሓጋጋዚት ሽማግለ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ከተማ ስቶክሆልምን ከባቢኣን፡ ብዛዕባ ከምይነት ሱታፌ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ሕጹያትና ንምቕራብ ብዝምልከትን፡ ከምኡ’ውን ምስ ሃገራዊ ጉባኤ ዝተኣሳሰረ ካልእ ጉዳያትን ንምዝታይ ክልተ ኣገደስቲ ኣኼባታት ኣዳሊያ ምህላዉ ብምሕባር ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብ’ዘን ተመዲበን ዘለዋ ኣኼባታት ንክሳተፍ ብክብሪ ትዕድም። ቀዳማይ ኣኼባ፡ ቀዳም ዕለት 24/09/2011 ሰዓት 14.00 ድ.ቀ. ቦታ፡ ABF Hallonbergen […]
Sep 21 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
On the occasion of Golden Jubilee on the 50th Anniversary of Eritrean Revolution, Snitt-Selam Frankfurt in cooperation with Eritrean Cultural Forum in Birmingham will host the founder and publisher of Awate.com and the author of the book “Of Kings And Bandits”, Mr. Saleh Gadi Johar to present a valuable lecture on Language and Religion in Eritrean […]
Sep 21 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ንዕለት 26መስከረም ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር መራሒ ስርዓት ህግደፍ ውልቐመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቒ ንምግባር ተመዲቡ ኣሎ። ኣብ ሃገርና ሕዝቢ ተዋሪዱ መንእሰያት ብሩህ መጻኢ ስኢኖም ዕድሎም ስደትንመከራ ስደትን ኣብ ዝኾነሉ ሰዓት ስድራቤታትናጠዋሪን ቐባሪን ዝሰኣናሉ ሰዓት ደቐንስትዮና መጻወቲ ጀነራላት ኣብ ዝኾናሉ ሰዓት መራሕ ህግደፍ ብትዕቢት ተመሊኡ ኣብ መጋባእያ ዓለም ክማጻደቕ ኣብዝመጻሉ ዘሎ ሰዓት ንሕና ኣብ […]
Sep 21 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
Important Announcement Eritrean Al-Hiwar Arabic Forum will host Dr. MOHAMED KHEIR OMER an Eritrean Academic and Political Activist wherein he will present briefings and updates about the Meeting of Eritrean Intellectuals and Professionals which was held in Addis Ababa – Ethiopia 2 weeks ago, and that is on Saturday 24/09/2011 at 10:00 PM CET […]
Sep 20 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »