ፍጻሚት ቤት ጽሕፈት እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ጋዜጣዊመገልጺንምሕባርብዛዕባምእሳርቲኣቦ–ወንበር እስላማዊ ጉባኤኤርትራሽኽሓሰንመሓመድሱሌማን ብወርሒ 8/6/2011 ዓ.ም ማለት (ብ 6 ሮምዳን 1432 ህጅርያ) ኣቦ-ወንበር እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን። ብሕጋዊ መገዲ ኩሉ ዘድሊ ቕጥዕታት ካብ እምባሲ ንግሰነት ሱዑዲ ዓረብያ ኣማልኡ። ንዕምራ ናብ መዕርፎ ነፈሪቲ ጅዳ ኣብ ዝኣትወሉ ብሓይልታት መንግስቲ ንግሰነት ሱዑዲ ዓረብያ ትወስዱ፣ክሳብ ሕጅ ዝተውሃበ ሓቤርታን የለን፣ […]
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብውሳኔ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ መሰረት ሃገራዊ ጉባኤ ዝጋብኣሉ ግዜ ኣብ መጨርሻ ወርሒ ጥቅምቲ 2011 ክኸውን ምውሳኑ ዝፍለጥ’ዩ፡፡ በዚ መሰረት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንኹሉ ምድላዋትን ምቅርራባትን ኣብ ግምት ብምእታውን፡ ነቲ ብዙሕ ተስፋን ትጽቢትን ተግይርሉ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ካብ 22-31 ጥቅምቲ 2011 (22 – 31 October, 2011) […]
Oct 2 2011 | Posted in
News |
Read More »
PART 1 I, as an interested Eritrean Youth Global Movement in UK (EYGM- UK) member, participated in an event held to discuss the Eritrean prevailing situation and youth issues aspects, with Professor Gaim Kibreab as a keynote speaker and presenter. The event was organised by the Eritrean Youth for Change in Leeds on Saturday 17th […]
Oct 2 2011 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት ቤት ጽሕፈት ግሃድኤ ኣብ ከተማ ብሩክሰል ዘካየዶ ሓጺር ዑደት ስራሕ ፈጺሙ ቦትኡ ከም ዝተመልሰ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ተረጋጊጹ። ኣብ ዑደቱ፡ እቲ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ መዘና ዘይብሉ ጭቆናን፡ ኣስካሕካሒ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን፡ ልሉይ ኣቓልቦን ተገዳስነትን መንግስታትን፡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ማሕበራትን፡ ሓያሎይ ካልኦት […]
Oct 2 2011 | Posted in
News |
Read More »
Demonstration Monday Sep 26 2011 New York City By Eritreans
Oct 1 2011 | Posted in
Resistance |
Read More »
On the occasion of Golden Jubilee on the 50th Anniversary of Eritrean Revolution, Kebire Foundation Sweden branch in cooperation with Eritrean Cultural Forum in Birmingham host a founder and publisher of Awate.com and an author of the book “Of Kings And Bandits” Mr. Saleh Gadi Johar to present a valuable lecture on Language and […]
Sep 30 2011 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ተሓጋጋዚት ሽማግለ በርሚንግሃምን ሚድላንድስን ንሃገራዊ ኮሚሽን ንኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዝሳተፉ ሕጹያት ንምምራጽ ናይ ምድላው ስርሓ ኣብዚ እዋን እዚ ብምዝዛም ህዝባዊ ኣኼባ ትጽውዕ። ንኩሎም ወከልቲ ናይ ኩለን ደገፍቲ መስርሕ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ከም ተዓዘብቲ፣ ንጡፋት ምዝጉባት ኣባላት ኮይንኩም ጉቡእ ክፍሊት ገንዘብ ዘማላእኩም ድማ ምሉእ መሰልኩም ኣብ ምርቋሕ፣ ምድማጽን መስርሕ ምርጫ ክትጥቀምሉ ትዕደሙ። እቶም ክሳብ ሕጂ ግቡእኩም ብምሉእ […]
Sep 29 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
እቲ አብ ግንበት 2009ዓ.ም.ፈ መስራቲ ጉባኤኡ ዘካየደ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ቀዳማይ ጉባኤኡ ሎሚ ዕለት 26መስከረም 2011 አብ ከተማ ሰመራ ዓፋር ክልል ኢትዮጰያ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋቱ ብዕለት 27መስከረም 2011ዓ.ም 6ዓንቀጻት ዝሓዘ ውሳኔታት ለበዋታትን ብምሕላፍ ጉባኤኡ ዛዚሙ፡ እቲ ግደ መንእሰይ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ አብ መጻኢ ዕድል ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ነደንፍዕ አብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝተኻየደ […]
Sep 29 2011 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንበዓል መስቀል ኣብጽሓኩም ይብል። በዓል መስቀል ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ራህዋን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን ከኣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ይምነ።
Sep 29 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
In January 1999, Min. Beraki Ghebreselasie advised PIA in writing that it is much wiser to pursue diplomacy to achieve one’s aims. PIA accused Min. Beraki of “Temberkaknet” In August 2000, Min. Haile Drue told every Eritrean that would listen thatEritrea’s best interest lies in pursuing diplomacy to resolve the border and any other burning […]
Sep 28 2011 | Posted in
Articles |
Read More »