Author Archive
Stories written by admin

ካብቶም 365 ብመንግስቲ ሱዳን ኣብ ሽማሊያ ፍሉይ ስሙ ድንጓላ ዝባሃል ቦታ ተኣሲሮም ካብ ዘሎዉ ኤርትራዉያን ስደተኛታት 5 ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተጨዉዮም ከምዘሎዉ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።

እቶም ኣስታት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣቢሉ ምስ ዘይሕጋዉያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ብሔረ ራሻይዳ እንዳተጓዕዙ እንከለዉ ምስ ፖሊስ ሱዳን ተኹሲ ድሕሪ ምልዉዋጥ፡ ብመንግስቲ ሱዳን ተታሒዞም ህጹጽ ሓገዝን ረድኤት ድሕነትን ዝጽበዩ ዝጸንሑ ኤርትራዉያን ሕጂ እዉን ኩነታቶም ኣብ ዘሻቕል ደረጃ  ከምዝርከብ ሎሚ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ብቐጥታ ካብቶም እሱራት ተረኺቡ ዘሎ ሓበሬታ፡  ዛጊት ሓሙሽተ ደቂተባዕትዮ ካብቲ ቦታ ብስርዓት […]

መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ሰራሕተኛታት ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ተቓኒዑ

ቤት-ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ

ምቕያር ዕለተ ጉባኤ ብዝምልከት ዝወጸ ኣገዳሲ መግለጺ

ብመጀመርያ ፈጻሚ ኣካል ሃገራዊ ኮምሽን ንኩሎም ኣብ ትልሚ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተበገሱን ብልዑል  እምነትን ድሌትን ተወፋይነትን ነዚ መደባት’ዚ ንምዕዋቱ ዝተራባረቡ ኤርትራውያን የሞግስ። ኣብዚ እዋን’ዚ ከኣ ነጻነትን ደሞክራስን ፍትሕን ዝሰፈና ሃገር ኤርትራ ንምርግጋጽ ፡ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንምእታው ኣብ ትጽቢት ይርከብ። ነዚ ዓቢ ዕማም’ዚ ንምዕዋት ንኮምሽን ብዝተነበረሉ እምነት መሰረት ብምግባር፡ ኣብ ዝተወሰነ ግዜ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት መሪሕ […]

Eritrean National Salvation Front

Press Release  The Executive Committee (EC) of the Eritrean National Salvation Front (ENSF) successfully carried out its 6th session from 1st until the 4th of August 2011. Having held its meeting on the eve of the annual session of the Central Council of the organization, one of the main tasks of the EC was studying […]

ክቡራት ተኸታተልቲ መርበብ awyat.com

ብመጀመርያ ንኹሉ ተኽታታሊ መርበብና ምስጋና ነቅርብ። ኣስዒብና ድማ፡ ቕድሚ ሓደ ዓመት እዛ ”ኣውያት” ብዝብል ስም ተጠሚቃ ከተገልግል ዝጸንሐት መርበብኩም፡ ዘመነ ኣውያት ኣብቂዑ ናብ ካልእ ንምስጋር ክተበስረኩም ተዳሊያ ኣላ :: ኣብ መበል ሓደ ዓመታ ብዓረብ፡ ትግርኛ፡ ብኢንግዜኛን ብዝማዕበለ ብሓድሽን beserat.com ብዝብል ተስይማ ጉዕዞኣ ጀሚራ ኣላ። ምትሕብባርኩም ድማ ንከይፍለየና ንላቦ። ልዙብ ዝኮነ ሃናጺ ሓሳባት ይኹን ሓበሬታት ንመስል፡ንዲሞክራሲ፡ […]

ህጹጽ ሕዝባዊ ጻዋዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም/ Urgent Public Call for Rally In Stockholm- Sweden

ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00–16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና ከምዘሎና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራስያን ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብዚ […]

“Golden Jubilee” – Awate: the man some strive to discredit… but they fail

On this day, we remember our noble martyrs, women and men Who fought bravely although knowing death was certain! Today, we remember their supreme sacrifices that created our entity Their struggle and martyrdom for our independence and identity They wrote with their blood Eritrean history with magnanimity To be free and build a nation based […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ

ኪዳን ናብ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ደብዳብ ብምጽሓፍ ዕለተ ጉባኤ ካብቲ ተመዲብሉ ዝጸንሐ ዕለት ብሓደ ወርሒ ይናውሓልና ዝብል ደብዳበ ከም ዘቅረበ ሓበሬታ ስለዝረኸብና፡ ነዚ ጉዳይ ንምጽራይ ንኮሚሽነርን ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ብስልኪ ሕቶታትና ኣቅሪብናሉ። ጽሟቅ ዝረኸብናዮ መልስታት ድማ እንሆ ይቀርብ። ኪዳን ዕለተ-ጉባኤ ብሓደ ወርሒ ይናዋሕ ዝብል ደብዳበ ናብ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሰዲዱ እዩ። እንተኾነ ዕላማ ናይዚ […]

Press Release

Date for the Holding of the National Conference Finalized   It is to be remembered that the ENCDC has during its 2nd regular meeting agreed that the National Conference be held at the end of the month of October 2011. Based on this and taking into consideration the time for the overall preparation and groundwork, […]

Eritreans Hold A Successful Demonstration In Giessen, Germany

October 5, 2011 The Demonstration was a success. We are thankful to the organizers. You can see from the pictures and videos on facebook (e.g. http://facebook.com/justiceforeritrea) that there were many people. The demonstration was held because the rumor went around that the dictator of Eritrea himself would attend a so-called ‘cultural event’ in Giessen, Germany […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net