ክቡራት ተኸታተልቲ መርበብ awyat.com

ብመጀመርያ ንኹሉ ተኽታታሊ መርበብና ምስጋና ነቅርብ። ኣስዒብና ድማ፡ ቕድሚ ሓደ ዓመት እዛ ”ኣውያት” ብዝብል ስም ተጠሚቃ ከተገልግል ዝጸንሐት መርበብኩም፡ ዘመነ ኣውያት ኣብቂዑ ናብ ካልእ ንምስጋር ክተበስረኩም ተዳሊያ ኣላ :: ኣብ መበል ሓደ ዓመታ ብዓረብ፡ ትግርኛ፡ ብኢንግዜኛን ብዝማዕበለ ብሓድሽን beserat.com ብዝብል ተስይማ ጉዕዞኣ ጀሚራ ኣላ። ምትሕብባርኩም ድማ ንከይፍለየና ንላቦ። ልዙብ ዝኮነ ሃናጺ ሓሳባት ይኹን ሓበሬታት ንመስል፡ንዲሞክራሲ፡ ንስላም፡ ንማዕርነት ዝዕድም ጽሑፋት ድማ ብሃንቀውታ ክምእንጽበዮ ንሕብር:: ምምሕዳር መርበብ ብስራት beserat.com .

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5883

Posted by on Oct 6 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net