ህጹጽ ሕዝባዊ ጻዋዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም/ Urgent Public Call for Rally In Stockholm- Sweden

ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00–16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና ከምዘሎና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራስያን ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ ክትሳትፉን ድምጺ ውጽዕ ሕዝብኹም ከተስምዑ ብኽብሪ ንዕድም።

 

When/ዕለት…………….. ዓርቢ 7 October 2011

ግዜ/Time …………………………..12.00- 16.00

ቦታ/ Place……. Karlaplan- Inför SVT Huset

ንዝያዳ ሓበረታ/ For further info:

Contact Cellphones:

  1. Meron Estifanos- 0737444385
  2. Yonatan:- 0736834019

3. Fessehaya: 0704306169

 

                          Welcome! ብደሓን ምጹ!

 

Organizers/ወደብቲ ሰላማዊ ሰልፊ

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5878

Posted by on Oct 6 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net