Author Archive
Stories written by admin

Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC)

 For more info contact Fessehaye Hagos at

መግለጺ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ

ሎሚ ባሕቲ መስከረም 2011 ንምጅማር ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 50 ዓመት ነኽብር ኣሎና፡፡ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ሃገራዊ ፍሉይነትን ተዘክሮን ዘሎዋ ዕለት ኮይና፡ ምኽንያቱ ብድሕሪኡ ዝተቀርጸ ኤርትራዊ ህይወት ብዙሕ ፍልይ ስለ ዝበለ እዩ፡፡ እዚ ኣባሃህላ እዚ ዘረባ ምድጋም ዘይኮነ ከም ኤርትራውያን ክብርቲ መዓልቲ ብምዃና ኣብ ጉዕዞ […]

ሽማግለ ንጉባኤ በይ-ኤርያን መስርሕ ምርጫን ተሞክሮኡን

ሽማግለ ንጉባኤ በይ-ኤርያ ከምቲ ኣጃማምርኡ ብዓወት’ዩ ዛዚሙ። እዚ ሽመግለ’ዚ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ክሳብ ዕለት ምርጫኡ ልዕሊ 15 ኣኼባታት  ኣካይዱ። እዚ ኣኼባታት’ዚ ንጡፍ ተኻፋልነት ኣባላት ዝዓዘዞን ምሉእ ነጻነት ርእይቶን ክትዓትን ዝዓብለሎን ህዝባዊ ኣኼባታት ብምንባሩ ነቲ ኣባል ነንሕድሕዱ ንምፍላጥ ዓቢ ተራ’ዩ ተጻዊቱ። እቲ ዝፈጠሮ ሃዋሁው እውን ነቲ ካብ ዝተፈለለየ ተመኩሮታት ዝመጸ ኣባል ርእይቶኡን ሓሳባቱን ብዘይንሕሰያ ከፍስስን፡ ተጸዋዊሩን […]

GOLDEN JUBILEE (September 01, 1961 – September 01, 2011)

MARTYR AND HERO “HAMID IDRIS AWATE” THE FATHER OF THE ERITREAN ARMED STRUGGLE AND   REVOLUTION

መጸዋዕታ ናብ ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ በይ ኤርያ ካሊፎርንርያ U.S.A

ብምጅማር ብረታዊ ሰውራና ሃገራዊ ብዓልና ብሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ በይ ኤርያ ኣብ ካሊፎርነያ ነዚ ክቡር መዓልቲ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብመሪሕ ሓርበኛ ስውእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ዝተጀመረ ቃልሲ ኣሻሓት ብሉጻት ኣሕዋት ኣሓት ኣቦታት ኣዴታት መሪር መስዋእቲ ተኸፊሉ። ኤርትራ ካብ ባዕዳዊ ገዛኢ ናጻ ኮይና ‘ሃገረ ኤርትራ’ ተባሂላ ክትጽዋዕ ዝገበረት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ […]

Learning from Assessments/ Evaluations

By Fesseha Nair A six day seminar was conducted in Addis onEritrea, participants were Eritrean political organizations. The Seminar was organized by Saanna Cooperation Forum. Evaluation Seminars are today common platforms for exchanging views and experiences. They serve as instruments of change and improvement. In addition, they serve as sources of knowledge if the organizations […]

Drought in Eritrea: Hunger despite government denials

4 September 2011 By Martin Plaut Africa editor, BBC World Service The drought and famine that is devastating the Horn of Africa is affecting more than 12 million people. Yet one country in the region, Eritrea, says it has escaped the crisis, reaping a bumper harvest earlier this year. But evidence is now mounting that […]

ሰልፊ ናህዳ ንዒድ ኣልፈጥር ብኽብ ዝበለ ስነስርዓት ኣብዒሉዎ

ኣብ’ቲ  ኣብ ከተማ ርያድብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዕለት 2/9/2011 ዝተገብረ ዓቢ በዓል ፣ ኩሎም ኣባላት ሰልፊ ናህዳን ቤተሰቦምን ፣ ዓበይቲ ዓዲን ፣ ገዳይም ሓርበኛታትን ፣  ኣንስትን ፣ ቆልዑን ፣ መንእሰያትን  ኣብ’ቲ ቦታ ተረኺቦም  ብኽብ ዝበለ ስነስርዓት ኣብዒሎሞ ። ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ውን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምስ ዝኽሪ ዕለተ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራን ምስ ዕለተ ምምስራት […]

Announcement for Public Meeting

  The People’s Committee for National Congress of North Carolina will conduct its 6th public meeting in Charlotte, North Carolina on September 10, 2011.   Agenda:   1. Elect representatives for the National Congress   2. Wrap up our fundraising campaign   3. Financial report   Date: Saturday, September 10, 2011   Time: 4:00 – […]

ምንቕስቓስ መንስያት ኤርትራ ንልውጢ ኣብ ስውዘርላንድ

  ኣብ ትሕቲ ጽላል ምንቅስቓስ ኤረትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ኣብ ስዊዘርላንድ ኢልና ክንብገስ ከለና፡ ቀዳማይ ሸቶና ዲክታቶርያዊ ስርዓት ንምውዳቕን ኣወንታዊ ለውጢ ንሃገርና ንምምጻእ’ዩ ኔሩ። እዚ ሽቶ’ዚ ምስ ኩሎም ተቓወምቲ ደለይቲ ለውጢ፡ ፖሎቲካውያን ውድባትን ሰልፍታትን፡ በርገሳውያን ማሕበራትን ከይተዋሃሃድካን ከይሰራሕካን ህያው ክኸውን ከምዘይክእል ስለ እንርዳእ ከም ቀንዲ መንቀሊ ባይታ ወሲድናዮ። ናይ ስልጣን ህርፋን፡ መተካእታ ናይ ውድባት ክንከውን ወይ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net