Author Archive
Stories written by admin

Important Announcement

Eritrean Al-Hiwar Arabic Room announces about a Symposium that will be held by USTAZ IBRAHIM MOHAMMED ABDALLAH, Head of  Eritrean Liberation Front (ELF) Foreign Relations Office on Saturday 9th, July 2011 at 10:00 PM CET  – 11 PM Makkah Al-Mukarrama Time. All Eritreans who live in the Middle East & Africa can join our room […]

INVITATION :To all Eritrean women in London ጸወዒት ንኩለን ኤርትራውያን

Within the framework of ongoing efforts to organize Eritrean women in order to achieve our social and human rights, we are pleased to call upon all Eritrean women in London who strive to play constructive role in ousting the brutal dictatorial regime, to an open meeting to discuss and explore ways on how better we […]

ዘተን ተሳትፎ ሕዝብን – መሳለጥያታት ደሞክራስያዊ መስርሕ

ብፍስሃ ናይር ዘተ እቲ ቀንዲ መሳርሒ ኩሎም ተዋሳእቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብሓንሳብ ሓቢሮም ነቲ ህልዊ ሕጽረታትን ዕድላትን ዝመያየጡሉ ከምኡ ድማ ነዚ ሕቶታትዚከመይ ገሮም ከምዝገጥምዎም ስትራተጂ ንምውጻእ ዝሕግዞም መገዲ ኢዩ። ዘተ ዕዉት መታን ክኸውን ኣብ ሓቀኛ መትከላት ዝተመስረተ ኮይኑ ነቲ ልዝብ መምርሕን ቅርጻን ይህብ። ኣብዚ ሓተታዚ ከመይ ገርካ ሓደ ቅጠዓዊ ጽንሰ-ሓሳብ ንትግባረ ዘተ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምርማር ኣድላይነቱን […]

ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኣገዳሲ ሓበሬታ

ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ቀረባ እዋን ኣርባዕተ ፖሎቲካዊ ሰነዳት ንኤርትራዊ ሓፈሻዊ ራእይ ከም ዘውርድ ይሕብር። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንህዝብና ምውራድ ሰነዳት ዝደንጎየሉ ምክንያት እዚ ዝስዕብ ምዃኑ ክሕብር ይፈቱ። ቀዳማይ፡ ምድንጓይ ምውራድ ሰነዳት ፖሎቲካዊ ሽማግለ ዝተሰማምዓሉ ሓደ ክፋል ትልምን መደብን ነበረ። ካልኣይ፡ ሽማግለታት ኮምሽን ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝወድቦ ኣኼባታት ዝሰፍሐ ክፍሊ ሕ/ሰብና ንምስታፍ ንምጥዕዓም ዘኽእል ክኸውን […]

ብድሆታት ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ-ዓባይ ብሪጣንያ

ህዝባዊ ምልዕዓል፡ ወላውን  ነቶም ብዝላዓለ ጥርዚ ናይ ጭቆናን መግዛእትን እናፈራረሑ ስልጣኖም ከናውሑ ዝጸነሑ ዲክታቶሪዊያን ስርዓት፡ ሓደ ብሓደ፡ በብታራ  እናርገፈ፡ ገሊኦም ዑቅባ ክሓቱ፡ ገሊኦምውን ንፍርዲ ቀሪቦም ብገበናቶም ክኽሰሱ፡ ኩላትና ብቀረባ ተዓዚብና። ሓደ ካብቶም ብዲክታቶርያዊ ስርዓት ዝሳቐዩ ዘለዉ ኣህዛብ ከም ሙኻንና መጠን ድማ፡ እቲ  ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝህንደድ ዘሎ ናይ ለውጢ ህቦብላ ክጸልወና ናይ […]

ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዉት ሲምፖዝዮም ኣቃኒዑ

ሲምፖዝዮም ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ሰሜን ኣሜሪካ ብዓወት ተዛዚሙ። እዚ ኣብ ትሕቲ ‘’ጉዕዞ ኤርትራ ናብ ዲሞክራሲ፡ ዝርርብ ኣብ ቅዋማዊ ጉዳያት” ብዝብል ቴማ ካብ ቀዳም 25/06/2011 ክሳብ ሰንበት 26/05/2011 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኮይኑ ኢዩ ነዚ መደባት ወዲቡን ኣዋሃሂዱን።   ብፈለማ ብዙሓት ግዱሳት ኤርትራውያን […]

ምዝዛም ዕዉት ሲምፖዝዮም ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ

ሲምፖዝዮም ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ሰሜን ኣሜሪካ ብዓወት ተዛዚሙ። እዚ ኣብ ትሕቲ ‘’ጉዕዞ ኤርትራ ናብ ዲሞክራሲ፡ ዝርርብ ኣብ ቅዋማዊ ጉዳያት” ብዝብል ቴማ ካብ ቀዳም 25/06/2011 ክሳብ ሰንበት 26/05/2011 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኮይኑ ኢዩ ነዚ መደባት ወዲቡን ኣዋሃሂዱን።   ብፈለማ ብዙሓት ግዱሳት ኤርትራውያን […]

CDRiE’s position statement on the planned Eritrean National Commission for Democratic Change (ENCDC) ‘National Congress’

We have recently received a letter with an application form attached from a London-based local support group of the ENCDC requesting CDRiE to “express interest” in the forthcoming congress planned to take place in Addis in October 2011. We clarify our position in what follows briefly. CDRiE’s Mission and Vision is: To work for the […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን – ኣዉስትራልያ፣

encedmelbourne@yaho.com ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን – ኣዉስትራልያ፣ ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት ንሰምበት  19 ሰኔ ኣብ  መልበርን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ። ኣብ’ዚ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዬም ዘለዉ ኣርእስትታት ፦

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤዲኪ ንወጻኢ ዑደት ስራሕ ጀሚሩ።

ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ   ወጻኢ ሃገራት ኤውሮጳን ሰሜን ኣሜሪካን ንዘካይዶ ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ንምጅማር ብዕለት 24 ሰነ 2011 ኣብ ከተማ ለንድን ኣትዩ።   ኣብ ዑደቱ ምስ መንግስታዊ ሓለፍትን ኣባላት ፓርለማን መራሕቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ርክባት ንምክያድን  ብሓፈሻ ንህልዊ ኩነታት  ኤርትራን ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ዝተበየነ ማዕቀብ ቁ.1907 […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net