ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ) ንሰንበት ዕለት 05/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ከተማ ኦስሎን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ’ዚ፡ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ […]
Jun 2 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ብቀዳም ዕለት 28.05.2011 ካብ ሳዓት 6፡00 ክሳብ 8፡30 ናይ ምሸት ኣንጻር ዑደት ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ናብ በርሚንግሃም ዕውት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዱ። ሽሕኳ ወይጦይታት ስርዓት ህግደፍ ነቲ ውራይ ብሚስጢር ክዕቅብዎ እንተፈተኑ፡ እቲ ቦታ ተፈሊጡ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ሓጽር ግዜ ኩሉ ዘድሊ ምድላዋት ብምግባር ንኣዳለውቲ ዘሰንበደ ሰለማዊ ሰልፊ እዪ ነይሩ። […]
Jun 2 2011 | Posted in
News |
Read More »
ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰ ይኤርትራ ጨንፈር ካናዳን ምስ ግዱሳት መንእሰያት ኤርትራውያን ተቀማጦ ከተማ ኦታዋ ብምትሕብባር ብዕለት 27 ጉንበት 2011 ፡ብምኽንያት እቶም 400 (ኣርባዕተሚእቲ) መንእሰያት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓንቲ ህሞት ዝሃለቑን ኣብ ፈቆዶ ስደት ዝግፍዑን ዝሃልቁን ዘለዉን ኣቓልቦን ተገዳስነትን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ንምስሓብ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራትን ከም እውን ጸረ ምልኪ ዕስራ ዓመት ንምቁዋም […]
Jun 1 2011 | Posted in
News,
Resistance |
Read More »
በዓል ናጽነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሳቦያ ንዳግማይ ምሕራር ካብ ባርነታዊ መግዛእቲ ህግደፍ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ግንቦት 24, 2011 ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ። ኣብዚ ሃገርና ብዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣደዳ ማእሰርትን ስደትን ዝኾነሉ ጊዜ ዝተገብረ በዓል ብሓደ ወገን መሬታዊ ሓርነትና ረኺብና ኣብ ዓለም ከም ሰብና ተፈሊጥና ክሳድና ዘቕናዕናላ ክትከውን ከላ በቲ ካልእ ሸነኽ ድማ ሰብኣውን ዲሞክራሲያውን […]
May 29 2011 | Posted in
News |
Read More »
ብ18 ግንቦት 2011 ኣብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን ሽመልባ፡ ብልኡኽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንካልኣይ ጊዜ ህዝባዊ ኣኼባ ምስልሳሉ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ሓቢሩ። ኣብዚ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ከባቢ 200 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብድሕሪ ምርካብ፡ ብዛዕባ ውጽኢት ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጥን ዝተመሓላለፉ ፖሎቲካዊ ውሳኔታትን ሰፊሕ መብርሂ ተዋሂቡ። ብተወሳኺ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክጋባእ ዝተወሰነ ሃገራዊ […]
May 28 2011 | Posted in
News |
Read More »
A camp in Tunisia for people fleeing the conflict in Libya has been nearly completely destroyed in clashes also involving local residents, the UN says. At least two people died and now most of the 4,000 mainly African camp residents are staying out in the open. “It’s the worst conditions; if there is a hell, […]
May 28 2011 | Posted in
News |
Read More »
ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ንሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ዑደትን ወፍሪ ለመናን ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ (ወዲ ገራህቱ) ኣብ (Newtown Community Centre, B19 2SW) በርሚንጋሃም ንቀዳም ዕለት 28/05/2011 ካብ ሳዓት 5፡00 ክሳብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ምሳና ክትምክቱ ብትሕትና ንሕብረኩም። ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምውጋድ እዩ! لمزيد من المعلومات يرجى الاتصال على […]
May 27 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
26 May 2011 The Foreign Office continues to call on the Eritrean government to adhere to its obligations under the Vienna Convention on Consular Relations.
May 27 2011 | Posted in
News |
Read More »
Eritreans’ RAGE AGAINST the 20 years repression of (PFDJ) regime in Eritrea The Eritrean Community Activists are organising a protest Rally against the 20 years repression of (PFDJ) regime in Eritrea in Solidarity with our people. The organising committee calls upon all Eritreans to participate and express their anger against the slave labour, systematic expulsion […]
May 27 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ግንቦት 24, 2011 ብናይ ህዝቢ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣን (ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ) ዝተዳለወ ሎሚ ሰሉስ 24 ግንቦት 2011 ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ። ሰላማዊ ሰልፊ ንግሆ ሰዓት 9፡00 ኣብ City Hall ድሕሪ ምርኻብ ናብ ኣሜሪካን ኮንስል(US Consulate ) መሪሹ ። ኣብ ኣሜሪካን ኮንስል (US Consulate ) ንፍርቂ ሰዓት ናይ ውጹዓት ድምጺ […]
May 26 2011 | Posted in
News,
Resistance |
Read More »