ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ & ስቶክሆልም

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ

 

 

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ) ንሰንበት ዕለት 05/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ከተማ ኦስሎን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ’ዚ፡ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ ምዃኖም ብምሕባር ኩሉ ሃገራዊ ተገዲሱ ንክሳተፍ ነማሕጽን። 

 

 

ዕለት፡  ሰንበት 06/06/2011 

 

ግዜ፡  ሰዓት 14፡00 

 

ቦታ፡ EBBELS GATE 1 – Oslo

 

 

 

 

 

ብደሓን ምጹ!

 

 

 

           ተሓጋጋዚ ሽማግለ

ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን ንዲሚክራስያዊ ለውጢ

          ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ

—————————

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ሰነዳት ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምክታዕ

 

 

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ስቶክሆልም ንሰኑይ ዕለት 06/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ ምዃኖም ብምሕባር ኣኼባና፡ ኩሉ ሃገራዊ  ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ ተገዲሱ ንክሳተፍ ነማሕጽን። 

 

 

ዕለት፡

 

ሰኑይ 06/06/2011

 

ግዜ፡

 

ሰዓት 14፡00

 

ቦታ፡

ABF – Hallonbergen Centrum

 

 

 

 

ብደሓን ምጹ!

 

ተሓጋጋዚ ሽማግለ

ኤርትራዊ  ሃገራዊ  ኮሚሽን ንዲሚክራስያዊ ለውጢ

ኣብ ስቶክሆልም

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=4972

Posted by on Jun 2 2011 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net