Author

farajat

3,028 stories published

News

ዕዉት ስርሒት ኣብ ከባቢ ሩባ ዓንሰባ

ም መቐጸልታ ነቲ ምስ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ እነካይዶ ኩሉ መዳያዊ ግጥምያ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ንኽሰላሰል  ፍሉይ ኣቕልቦ ኣንቢርናሉን መደባት ሰሪዕናሉን ዝጸንሓና ገድላዊ ስራሓት ፍርያት እናሃበ ይመጽእ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ውድብ ኣብሪሁ። ድሕሪ’ቲ ኣብ 11/03/2015  ኣብ “ቀሓውታ”  ዝተፈጸመ በርቃዊ መጥቃቲ፣ ዝተፈላለየ ስርሒታት ከም ዝተኻየደን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ገለ ከተማታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ኣብ ኣስመራን፥ ምጽዋዕን ዓሰብን፣ ንህዝብና ንምብርባርን፣  ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ ዘይተኣደነ ጭቝናን ምብስባስን ንምቅላዕን፣ ኣገዳሲ ጽሑፋት ዘርጊሕና ምንባርና ዝዘክር ኢዩ። ሕጂ’ውን ከም መቐጸልታ ናይ’ዚ ኩሉ፣ ምዑታት ጀጋኑ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡  ብሰሉስ ዕለት 3 ሚያዝያ 2018 ኣብ “ዘራ” ዝተባህለ ኣብ ከባቢ ሮባ ዓንሰባን ሰሚን “ጣሕራ” ዝርከብ

By farajatPublished
News

መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ !!

ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ ብተበግሶ በርገሳዊ ማሕበራት፣ “ፎሩም ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተን” “ማእከል ዜና ኤርትራን” ካብ ዕለት 7 ክሳብ 8 ምያዝያ 2018 እዞም ኣብ ትሕቲ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top