ሰልፊ መበል 27 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ኣብ ስቶክሆልም
ዕለት 24 ግንቦት 2018 መበል 27 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ተቃወምቲ ሓይልታት ኤርትራ ዘኽበረሉን ዝዝክርሉን ዓብይ ኤርትራዊ ሃገራዊ በዓል’ዩ። እንተኾነ ብሰንኪ…
Author
3,028 stories published
ዕለት 24 ግንቦት 2018 መበል 27 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ተቃወምቲ ሓይልታት ኤርትራ ዘኽበረሉን ዝዝክርሉን ዓብይ ኤርትራዊ ሃገራዊ በዓል’ዩ። እንተኾነ ብሰንኪ…
Today is a day to express our joy on the occasion of the Eritrean Independence Day and the day of expulsion of the Ethiopian…
· እዛ መዓልቲ’ዚኣ፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ ወትሃደራዊ ሓይሊ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ መሬት ኤርትራ ብምብራር፣ ሃገራዊ ናጽነቱ ዝተጎናጸፈላን፡ ብሰንኪ ሰንሰለታዊ መግዛእትታት ዘጋጠሞ ቀጻሊ ሕሰምን መከራን…
መበል 27 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ሃገርና ኤርትራ ከም ኩለን ሃገራት ዓለም ታሪኽ ኣለዋ፡ ብፍሉይነት ኤርትራዊ ታሪኽ ከኣ ብዘለዋ ጂኦ ፖለቲካዊ ኣቕውማምጣ ኣካል ኣህጉራዊ…
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን እትርከቡ መላእ ኣመንቲ ምስልምና ኤርትራውያን በዚ ሎሚ መዓልቲ ጀሚርክምዎ ዘለኹም ጸሎትን ተሞክሮ መንፈስን ብሩኽ ቅነ ጾም ሮመዳን ክገብረልኩም ንምነ። …
ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ብዕለት 14 ግንቦት 2018 ብቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዳያት ኣቢሉ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ንክልተ ጎረባብቲ ሃገራት ክሲ ኣቕሪቡ ኣሎ። ኣብ’ዚ ዝወጸ መግለጺ…
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ሽወደን ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣካይዱ ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ሽማግለ ጨንፈር ዝቀረበ ፖለቲካውን ቁጠባውን ጸብጻብ ኣምቢቡ ድሕሪ ምጽዳቅ ሓዳሽ…
ኤርትራ ነጻነታ ኣዊጃ ኣባል ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ ካብ ትኸውን፡ ድሕሪኡ ዘሎ ግዜ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝተኸተሎ ፖሊሲ ዘቤታዊ ምሕደራ፡ መስርሕ ኣህጉራውን ዲፖሎማስያውን ዝድምናታት፡ ህዝቢ…
ሎሚ ዕለት ኣብ ኩሉ ኵርናዓት ዓለም መዓልቲ ነጻ ፕረስ ዝኸበረሉ’ዩ። ኣብ’ዚ ምስ ነጻ ፕረስ ምትእስሳር ዘለዎም ይኹኑ ተጣበቕቲ ነጻ ፕረስን ዝተፈላልዩ ማሕበራትን ኣሕጉራዊ ትካላት ዘኽብርዎ ዕለት’ዩ። ነጻ ፕረስ ብዘይ ስግኣትን ፍርሓትን፡ ብዘይተጽዕኖን ዕብለላን ጋዜጠኛታት ይኹኑ ውልቀ ሰባት ሓሳባቶም ዝገልጽሉ ዝጣበቐን ዝከላኸል እዩ። ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝተኻይደ ዝኽሪ መዓልቲ ነጻ ፕረስ ብኣህጉራዊ ትካል ብዩኔስኮ ዝተዳለወ ተሸላሚ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ከም ዝነበረ ብምዝካር፡ ሎሚ ዓመት ከኣ ኣብ ጋና ኣክራ ዝካየድ መዓልቲ ነጻ ፕረስ ግብጻዊ ጋዜጠኛ ብዩኔስኮ ዝተዳለወ ሽልማት ከም ዝወሃብ ተፈሊጡ ኣሎ።
ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እንተረኤና ካብ ፖሊካዊ ቃልሲ ክሳብ ብረታዊ ቃልሲ ቀጺሉ ድማ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እቲ ቀንዲ ምንጪ ክሳብ ሕጂ እውን ክፍታሕ ዘይተኻእለ ፖሊቲካዊ ምሕደራን ሃይማኖትን ፈሊኻ ዘይምርኣይ ኢዩ፣ምንጪ ናይ ግርጭት ኣብ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ መንነት ወይ ድማ ካብ ስነ-ሓሳብ ዝመንጨወ ዘይኮነስ ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ መንነታት ከም ሃይማኖት፣ ዓለት ቋንቋ፣ ኣውራጃ ኢዩ፣ እቲ ቀንዲ መሃንድስ ናይዚ መንነታት እቲ ኣብ ኤርትራ ነጊሱ ዘሎ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኢዩ፡ ስዒቡ ድማ እቲ ሎሚ ኣብ ደንበ ተቃውሞ
