This day is a day on which many participate in advancing and promoting social justice within a country in order for the people of the country to live in peace and harmony with their neighboring countries and the other world. The torch of peace and harmony in each United Nation’s member-country symbolize respect for human […]
Feb 18 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
RED SEA AFAR YOUTH IN EUROPA RED SEA AFAR YOUTH LEAGUE CONFERENCE IN SEWEDEN DATE: 09/02/2018 DONE: VÄSTERÅS, SWEDEN ENERGIZING AND ACTUALLIZING THE ROLE OF THE RED SEA YOUTH IN THE DIASPORA IN THE STRUGGLE AGAINST DICTATORIAL REGIME OF ERITREA CONFERENCE RESOLUTION The Red Sea Afar Youth in Europe has convened its conference under the banner “Energising and Strengthening the role of […]
Feb 16 2018 | Posted in
News |
Read More »
By Fesseha Nair The process towards unifying all the forces for democratic change in the Eritrean Opposition Camp failed in all its efforts in the past two decades. The struggle from dictatorship to democracy requires skills and knowledge about the identity rooted divisions and their management. In this article, I will delve on addressing the […]
Feb 11 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
መስዋእቲ ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣብራሃም ነጋሲ ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣብራሃም ነጋሲ ኣቦ መንበር ደሞክራስያዊ ምንቕስቃስ ሕብረት ኤርትራን ኣባል ኣስናዳኢት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጥን ዝኾነ ብዘጋጠሞ ሕማም ብዕለት 28 ጥሪ 2018 ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ስዉእ ተጋደላይ ኣብራሃም ነጋሲ ኣብ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ግዜ ንእስነቱ ተመሃራይ […]
Feb 9 2018 | Posted in
News |
Read More »
3 ለካቲት 2018 ኣቦ መንበር ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ዝመርሖ መላእ ኣባላት ሰዲህኤ ዝተረኽብሉ ብዕለት 3 ለካቲት 2018 ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ መኽፈቲ ቃል ኣኼባ ኣቦ መንበር ሰ.ዲ.ህ.ኤ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ንኣባላት ሰልፊ እንቋዕ ደሓን መጻእኹም ድሕሪ ምባሉ፡ ሰልፍና ካብ’ቲ ኩሉ ላዕሊ ታሕቲ፡ ዝተኻየደ ሓያል ምእራም ቃልሲ፡ ፈተነ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዕርቅን ዘተን፡ፈተነ ምሕያል ሰልፍን ስኒትን፡ ተሪር ሓድነት ንምስፋን […]
Feb 6 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
27 ጥሪ 2018 ማእከላይ ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ ብዕለት 27 ጥሪ 2018 ኣኼባ ኣካይዱ። እዚ ኣኼባ መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ እዩ። ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ካብ ዝተዘርበሉ ኣርእስታት ሓደ ብዛዕባ መደብ ስርሓት ፈጻሚት ሽማግለ ብምንባሩ፡ ቤት ጽሕፈታት ፈጻሚት ሽማግለ ንቀረባን ርሑቅ ክስርሓሉን ከስርሖን ይኽእሉ እዮም ንዝበሎም መደባ ነዲፉ ንባይቶ ኣቅሪቡ፡ ማእከላይ ባይቶ ብፈጻሚት ሽማግለ ንዘወረደ […]
Feb 1 2018 | Posted in
News |
Read More »
ብዕለት 21-01-2018 ባይቶ ሰ.ዲህ.ኤ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ። ዝተዋሃህደን ልዙቡን ስሩዑን ኣኼባ ከኣ ኣካይዱ፡፡ ኣብ’ዚ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼባ ብጉዳይ ሃለዋት ህዝብን ሰልፍን፡ ሃገርናን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ዘሎ ኣህጉራዊ ኩነታት፡ ኣልዒሉ ዘትዩ። ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ ህዝብና ኣብ ውሽጢ 26 ዓመት ብቀጻሊ ክወርዶ ዝጸንሐን ዝወርዶ ዘሎ ኩሉን እንተናዊ ጸገማት ዘይሰብኣዊ ምሕደራ፡ ዘይፍትሓዊ ማሕበራዊ ናብራ […]
Jan 24 2018 | Posted in
News |
Read More »
People always expect and think that it is a perfect occasion as well a perfect way their leader raises, discusses and explains his top priorities for the year, issues of concern and the biggest problems of the country in his interview on the national TV. But, as usual, the tyrant ignored discussing those issues and, […]
Jan 19 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
መስዋእቲ ዓቢ ሃገራዊ መራሒ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ድሮ እነሆ ሓደ ዓመት ኣቕጺሩ ይርከብ። ስዉእ ዶር. ሃብተ ብዕለት 13/01/2017 ኣብ ከተማ ቦን (ጀርመን) ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብመሳዋእቲ ተፈልዩና። ሓርበኛ ስዉእ ዶር. ሃብተ ሓደ ካብ’ቶም ልሉያት መራሕቲ ሰውራናን ውድብናን ኮይኑ፡ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ዕድሜኡ ብምሉኡ ዘወፈየ ሃገራዊ ኢዩ። ኤርትራ፣ ድሕሪ መሪር ቃልሲ፣ ብ1991 ነጻነታ ድሕሪ ምጉንጻፍ፣ […]
Jan 13 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣውሊዔይ… ኣውሊዔይ… ኣውሊዔየ ኣብ ኣኽሪያ….. ሰውራ ሓርነት ተባሪዓ ኣውሊዔይ… ኣውሊዔይ… ኣውሊዔየ ኣብ ኣስመራ……. ሸግ ሓርነት በሪሃ *** ኣያ ሙሳ ዶ ክብለካ….. ኣቦይ ሙሳ ሸኽ ሙሳ ዶ ክብለካ…. . ሓጂ ሙሳ ኩሉ ኣስማትካ’ዩ… ኩሉ የጥዕመልካ ምብርካኽ ዘይትፈልጥ ተባዕ ጅግና ኢኻ **** ጅግና እንተበልኩኻ.. . . እወ. .. .ጅግና ኢኻ ተባዕ እንተበልኩኻ.. .. . እወ.. . .ተባዕ […]
Jan 12 2018 | Posted in
Articles,
Poetry |
Read More »