Author Archive
Stories written by admin

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስዊስ – ኣብ ፕያሳ ሕቡራት ሃገራት ጀኔቭ

ኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊስን፣ ጀርመንን፣ ጣልያንን፣ ፈረንሳን፣ከምኡ’ውን ካልኦት ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣፍ ደገ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዕለት 25.03.2011 ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ምኻኖም ክንሕበር ንፈቱ። ንኹሉ ኤርትራዊን ፈታው ፍትሕን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ ንኽሳተፍ ይጽዋዕ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ክልተ ዕላማታት ክወቅዕ ዝተወደበ እዩ። እቲ ቀዳማይን ህጹጽን ምድሓን ሂወት ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያን ኣብ […]

ጸብጻብ ናይ 3ይ መዓልቲ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ሎሚ ሓሙስ 17 መጋቢት 2011 ‘ውን ንሳልሳይ ተኸታታሊ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተም ኣዲስ ኣበባ ቀጺሉ ውዒሉ ኣሎ። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ፣ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ነቲ ብኣባላት ፖለቲካዊ ሽማግለ ኮሚሽን ኣብ ምድላዉ፣ ነዊሕ ግዜን ጻዕርን ዘካየድሉ ፣ ሰነድ ንድፊ ሕገ ህንጻ መሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ኢዩ […]

A call to all Eritreans to join a demonstration in Geneva – Switzerland

on Friday 25 March Eritreans from Switzerland and other countries in Europe will stage a demonstration in front of the UN headquarters in Geneva on Friday 25   th of March 2011. The aim of the demonstration is two fold.The first and most urgent is to save the lives of Eritrean refugees in Libya, Sinai […]

The American Who Died for the Libyan Revolution

Muhannad Bensadik’s Father Trying to Retrieve Body From the Libyan Frontline By NICK SCHIFRIN TOBRUK Muhannad Bensadik didn’t have to be here. He could have been in Virginia, with his family. He could have been going to school, leading his scout team and living with his mother and his four siblings, all younger and all […]

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ካልአይ ስሩዕ አኬባ ጀሚሩ

ሎሚ’ውን ብርእሰ-ምትእምማን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና!!  ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብ15 መጋቢት 2011 ሰዓት 8:30 ቅድሚ ቀትሪ ብወግዒ ተኸፊቱን ዕማማቱ ጀሚሩን። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ምክትል ኣቦ መንበር ኮምሽን ሓው ዓብደርሑማን ጣሃ ነቶም ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ነዚ ኣኼባ’ዚ ንምዕዋት ዝመጹ 47 ኣባላት ኮምሽን እንቋዕ ብደሓን መጻእኩምን […]

Towards African Revolutions: Eritrea

  By Michael Abraha The revolutions sweeping over the Middle East and North Africa continue to be of tremendous inspiration to people everywhere. Africa is hard hit by many shameless tyrants and closet dictators who are just as bad. It is time to turn things upside down, and sooner is better. African chants and slogans […]

ኣኼባ ኮሚሽን ንደማክራሲያዊ ለውጢ ንኡስ ጨንፈር ካርልስሩሀን ከባቢኣን

መቐጸልታ ኣኼባና ንሰንበት ዕለት 27 መጋቢት 2011 ኣብ ሽታይን ስትራስሰ 23 ንሰዓት 15፡00 ተቖጺሩ ኣሎ። ኣብ መጻኢ ኣኼባና ብዛዕባ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብኡ ዝተበጽሐ ስምምዕን ተመርኲሱ ንዝቐርብ ካልእ ኣድላዪ ዝበሃል ጉዳያት ዝምልከት ሕቶታትን ክበርህ እዩ። ቀጻሊ ኣኼባታት ንምክያድ ዘኽእል መደባትን ንምድላው ሃገራዊ ጉባኤ ዘድሊ ስርሓትን ኣብኡ ክቐርብ ዝድለ ርእይቶታትን ሕሳባትን ህዝቢ ዝእከበሉ ኣገባባትን እንታይ ዝበለ […]

Protesters: Refugee status in Israel, democracy in Eritrea

By BEN HARTMAN  03/11/2011 18:31 Eritreans also say recent turmoil in Middle East gives hope that popular uprising could topple regime in Asmara.   Eritreans in Israel say recent turmoil in the Middle East gives them hope that a popular uprising could topple the regime in their capital, Asmara. More than a hundred Eritrean migrants […]

ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ ሸፊልድ እንታይ ኢዩ?

ቀዳማይ ክፋል ብመሰረት ዝኣተናልኩም ቃል ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና እቲ ንብዙሓት እንኮላይ ንብሪጣንያውያን ኣገሪምዎም ዘሎ ክሳብ ሕጂ “ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ ሸፊልድ እንታይ ምዃኑ? ከም ነቕርበልኩም ኢዩ። መቸም ንምክትታሉ ምእንታን ክጥዕም ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ብመጀመርታ ገለ ድሕረ ባይታ ተቐማጦ ሸፊልድን ከባቢኣን ካልእ ጉዳይ ናይ ማሕበረ ሰብ (ኮሚኒቲ) ኤርትራውያ እታ ከተማ ኣሕጽር ኣቢለ ከቕርብ ክፍትን ኢየ። […]

ናይ ምድግጋፍ መልእኽቲ ካብ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ

ብመጀመርታ ኣብ ውሽጢ ሓጺር እዋን፣ ኣብ ዓመት ንካልኣይ ግዜ ጉባኤ ኣብ ግዚኡ ከተካይዱ ምብቃዕኩም ዮሃና! እንቋዕ ሓጎሰኩም ክብለኩም ኣፍቁዱለይ። ጉባኤ ኣብ ግዚኡ ምክያዱ ኣገዳሲ ብድሆ እኳ እንተኾነ ናታትኩም ጽንዓትን ደገፍን መሰረታት እንተዘይነብር ነይሩ፣ እዚ ጉባኤ ክኸውን ዝከኣል ኣይነበረን። እዚ ከኣ ብሳላ ዘይተቖጠበ ጻዕርታትኩም ኣብ ኩሉ ሸነኻት ዘረጋገጸን፣ ተወፋይነትኩም ኣብ ጉዳይ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net