ኣብ ዓድታት ምምሕዳር ቤት መጣዕ ፉሉይ መለለዪ ቦታ ደቡባዊ ምዕራብ መሬት ገለባ ትማሊ 28 ግንቦት 2016 ሓደ መንእሰይ ኮነ ኢልካ ብሰለስተ ጠያይቲ ናይ ህግደፍ ወተሃደራት ከም ዝተቐተለ ምንጭታት ሓበሬታ ግሃድኤ-ሕድሪ ካብ እቲ ከባቢ ሓቢሮም፡፡ እቲ መንእሰይ ዝተቐተለሉ ቦታ ብቐጻሊ ጓሶት ጥሪቶም ሒዞም ዝውዕሉሉን ካብ ምንቅስቓስ ሰባት ዘየዕርፍን ቃልዕ ናይ መጋሃጫን ሕርሻን ቦታ ምዃኑ ወሃብቲ ሓበሬታና […]
May 31 2016 | Posted in
News |
Read More »
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ግንቦት 23, 2016 ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ክቡራት ኣብ ውጻኢ ሃገራት ትነብሩ ኤርትራውያን ሃገርና ኤርትራ ጽባሕ መዓልቲ መበል 25 ዓመት ናጽነታ ከተብዕል እያ። ናጽነት ሃገርና ዋላ`ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቃ ዝተረኽበ እንተኾነ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግና ኩሉ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ […]
May 25 2016 | Posted in
News |
Read More »
May 23, 2016 An Urgent Call to All Eritreans Worldwide Dear Fellow Eritreans in the Diaspora, Tomorrow is our country’s 25th independence anniversary. The independence of our country was achieved at the terrible cost of hundreds of thousands of its sons and daughters who have been martyred and maimed. Unfortunately, all the sacrifices made have […]
May 25 2016 | Posted in
News |
Read More »
መግዛእታዊ ወተሃደር ኢትዮጵያዊ ካብ ኤርትራ ተሓግሒጉ ካብ ዝወጽእ፡ እነሆ ርብዒ ዘመን ገይሩ ኣሎ። መላእ መሬት ኤርትራ ሓራ ብምዃንን፡ ተፈላጥነት ኣህጉራዊ ማሕብረ ሰብ ዝረኸበት ሃገረ ኤርትራ ብምቋምን፡ ሓደ ካብ’ቲ ቀንዲ ዕማም ሰውራ ኤርትራ ተረጋገጸ’ዩ። እዚ ዓይነታዊ ለውጢ’ዚ፡ ኣብ’ቲ መሪር ጎዕዞ ተጋድሎ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ፖለቲካውን ማሕበራውን ሃይማኖታውን ሓይልታቱ ብሳላ ምስታፍ ዝተረጋጋጸ’ዩ። ነዚ ዕላማ’ዚ ንምርግጋጽ […]
May 25 2016 | Posted in
News |
Read More »
ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም :: ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ : ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ኣብ ኤረትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት : ጸብጻብ ኣጻራይት ኮምሽን ( Commission of Inquiry) ናብ ቤት ጽሕፈት ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ዝቐርበሉ መዓልቲ ስለ ዝኮነ :ኣብዚ […]
May 25 2016 | Posted in
News |
Read More »
ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግሃድኤ ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝኾኑ ሓርበኛታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጻዊዒት ዘርጊሖም። ህዝብና ቡሩራዊ ኢዮበል ናጽነቱ ኣብ ዘብዕለሉ ዘሎ እዋንን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፣ ኣብ ትሕቲ ምሕደራ ጨካኒ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕለፎ ሕሱም ናብራን ዝወረዶ መከራን ኣብ ግምት ብምውሳድ፣ ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት […]
May 23 2016 | Posted in
News |
Read More »
ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! ——————————————————————– በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም። ዕለት 28 ግንቦት – ኣብ ስቶክሆልም ኤግቢ ፎልከትስ ፓርክ – ቴንስታ 28 May […]
May 22 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
Den 24 maj 1991 är mycket speciell dag för Eritreaner. När vi firar/minns denna dag, så tänker vi på många saker. En del av tankarna och verkligheten som vi kommer att tänka är följande: 24:e maj förverkligade drömmen om fritt Eritrea, och slutade den långa lidande av beväpnadekampen för friheten. 24 maj var starten för […]
May 22 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ይቐርብ። ከምቲ በዓል ኣመል ኣመሉ ነይገድፍ ዝበሃል ምስላ ኣቶ በሺር እስሓቕ ብቀጥታ ድሕሪ ምዝዛም ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንኩሉ’ቲ ዝተበጽሐ ንጹር ዝኾነ ፖሎቲካዊ ስምምዓትን ውሳኔታትን ብምጥሓስ፡ ኣብ ተመክሮ ቃልሲ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ሓድሽ ፍልስፍናን መጎትን ሒዙ ጽዑቕ ወፍርታትን […]
May 21 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
Identity based and deep -rooted conflict ብፍስሓ ናይር መለለዪ ኣብ ደንበ ተቃውሞ ዘለዋ ሓይልታት ፖሊቲካውን በርገሳውን ውደባ ኣብ መንነት ናይ ሃይማኖትን ብሔርን ቀቢላን ዝተመርኰሰ ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ናይ ሓባር ራእይ ዘይብሉ ከም መተካእታ ክቀርብ ዘይኽእል ሓይልታት ነንሕድሕዱ ዝባላዕ ዝተጐጃጀለ ሓይልታት ኢዩ፣ እዚ ከምዚ ዓይነት ደንበ ብሕዝቢ ኤርትራን ኣህጉራዊ ማሕበረ-ሰብን ተቀባልነት ኣይረክብን፣ብዙሓት ተመራመርቲ ብዝገበርዎ መጽናዕቲ […]
May 17 2016 | Posted in
Articles |
Read More »