Author

farajat

3,028 stories published

News

መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ 23 ሰነ 2016

ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም :: ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ…

By farajatPublished
News

ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግሃድኤ ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝኾኑ ሓርበኛታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጻዊዒት ዘርጊሖም።

ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግሃድኤ ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝኾኑ ሓርበኛታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጻዊዒት ዘርጊሖም።   ህዝብና ቡሩራዊ ኢዮበል ናጽነቱ ኣብ ዘብዕለሉ…

By farajatPublished
Articles

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! ——————————————————————– በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ…

By farajatPublished
Articles

መዓለሽ’ስ እንብዛ’ኳ በዚሑ!!

ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ይቐርብ። ከምቲ በዓል ኣመል ኣመሉ ነይገድፍ ዝበሃል ምስላ…

By farajatPublished
Articles

መዓለሽ’ስ እንብዛ’ኳ በዚሑ!!

ሳልሳይ ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ሳልሳይ ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ቀሪበ፡- ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ብጀካ’ቲ ኣብ ዕለታዊ ንጥፈታቱ ዘጋጥምዎ…

By farajatPublished
News

መጠንቀቅታ ንኹሉ ብምኽንያ ት ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ ፍቓድ ዝወሰደ ብፍላይ ከኣ ንሓተትቲ ዑቁባ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ሽወደን

ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሶልና ሃለን ቀዳም ዕለት 14 ግንቦት 2016 ካብ ሰዓት12.00…

By farajatPublished
Articles

ዓቢ ብስራት

ዕዙዝ ኤርትራዊ  ሰላምታና ኣብ ዘለኹሞ ቦታ ይብጻሕኩም!  ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት፡ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ.፡ እነካይዶ ቃልሲ ክብ ንምባልን፡ ሓፋሽ ተቓላሳይ ህዝብና ኣብ ኩሉ ቦታታት፣…

By farajatPublished
News

ብምንክያት 25 ብዓል ናጽነት‏

  ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ  ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም…

By farajatPublished

Search the site

Back to top