Articles

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ

ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና!

——————————————————————–

በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም።

ዕለት 28 ግንቦት – ኣብ ስቶክሆልም

ኤግቢ ፎልከትስ ፓርክ – ቴንስታ

28 May Eggeby Folkets Park

Hour: 19:00 –

ብድሓን ምጹ ፡

ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ስዊደን

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top