Author Archive
Stories written by admin

Press Statement

The NCC’s Ad Hoc Contact Organ Begins Its Work adhocncc@gmail.com 12 January 2016 The Ad Hoc Contact Organ established at the end of the National Consultative Conference of Eritrean Political organizations in Nairobi, Kenya between 27 and 29 November 2015, held its first meeting on December 22, 2015 that was followed by several successive meetings […]

ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

  ጽላል ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሰፊሕ ሕዝባዊ ሰሚናር ምስ ዕድማት ኣጋይሽ ኣብ ዝተፈላለየ ሰብኣዊ መሰላት ዝነጥፉ ዓዲሙ ምስ ሕዝቢ ልዝብ ከካይድ ስለዝኾነ ኩሉኹም ደለይቲ ለውጢ ኣብዚ ሰሚናር እዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።   ዕለት፣  ቀዳም 30 ጥሪ 2016 ግዜ፣ 13.00-19.00   ቦታ፣ Kista Träff- Sverige salen   መደብ ሰሚናር   መኽፈቲ ምስማዕ መደረ ካብ ዕዱማት ኣጋይሽና […]

Civil Society Associations and their role in democratic transitions

By Fesseha Nair The meaning of civil society, although a term used frequently, is elusive. However, there is a fair amount of scholarly consensus around a broad view of civil society as one of the basic elements of a society, alongside the state and the market. A commonly used definition in a academic suggests that […]

ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ለንደን ዝተጸወዐ ህዝባዊ ኣኼባ 03/01/16

ኣቐዲሙ ብዝተላእከን ብዝተዘርገሐን ዕድመ መሰረት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ለንደን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝተመርሐ ኣኼባ ዋላኳ ካብ ገዛ ንክትወጽእ ዘየተባብዕ ሕማቕ ኩነታት ኣየር እንተነበረ ግን ከኣ እቶም ወትሩ ብጉዳይ ሃገሮም ዝግደሱን ሓበሬታ ደንበ ተቓውሞ ወትሩ ረኺቦም ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ውዑይ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ክገብሩ ዝደልዩን ብዙሓት ዜጋታት […]

Our 2016 New Year’s Resolutions- ናይ ዚ 2016 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና

By Fesseha Nair A New Year’s Resolution is a promise to do an act of self-improvement or something better than the past. I will here deal with The properties( both physical and chemical) we have failed in the past and start act to improve.   1. Building cooperative relations: ምሕናጽ ሓባራዊ ዝምድና/ To be successful […]

Press Release

A response to the Disinformation Campaign Being Waged by the PFDJ Against the Commission of Inquiry’s Mission to Uncover the Truth About Human Rights Violations Occurring in Eritrea   The Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea (COI) is a UN commissioned body with a mandate to shed light on the human rights violations […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ምቋም ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውጽኢት ዕቱብ ገድላዊ ጻዕሪ ተቃለስቲ ኣካላቱ ዝመስረቱዎ ኮይኑ፡ ዕላማኡ ከኣ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዓቕምታት ዝጉስጉስሉን ንድለይቲ ለውጢ ኣብ ክሊ ሓደ ስፊሕ ሃገራዊ መድረኻዊ ጽላል ዝጥርነፍሉን፡ ንዝኽይድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕዋትን ዕማማቱ ውሑስ ንምግባርን ዝዓለመ’ዩ።   ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሞንጎ’ቶም ፖለቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን መንእስያትን ደቂ-ኣንስተዮን ወክልቲ […]

ዓሸራ አብ ኢጣሊያንን ግሪኽን ምሓብ ደገኛ ድዩ ?

ኩብራት አሕዋት ሕብረት ኤውሮፓ፣ ካብ ኢጣሊያን ግሪኽን ካብ ዕለት 16 መስከረም 2015 ኣትሒዞም ንዝመጹ ስደኛታት፣ ኣብ “ሆትስፖት”(hotspot) ዝበሃል ሓድሽ ፕሮግራም፣ ንኤርትራውያንን ካልኦት ስደኛታትን ኣብ ምትግባር ትርከብ። እዚ ፕሮግራም፣ ነቶም ስደተኛታት ናብ ዝተፋላለያ ናይ ሕብረት ኤውሮፓ፣ ዓድታትእዮም ዝወስድዎም ዘለዋ። ስጋዕ ሕጂ 90% ናብተን ዝደልይወን ዓድታት እዩ ዝበጽሖም ዘሎ። መብዛሕቶም፣ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ፣ ኣብ ላምፔዱዛ ዝኣተዉ ኤርትራውያን […]

ጅግና ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት ኣብ ልብና ንዘልኣለም ክትነብር ኢኻ

ሓርበኛ  ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ድሮ ካብ ዝስዋእ 6 ዓመታት እነሆ ሓሊፉ። ብጻይ ኢዮብ ብዕለት 24 ታሕሳስ 2009 ኢዩ ተሰዊኡ፡ ብዕለት 07 ጥሪ 2010 ከኣ ብብጾቱን ፈተውቱን ከምኡ’ውን ብኣማእት ዝቝጸሩ ሃገራውያንን ተዓጂቡ ብዓቢ ስነ ስርዓትን ዝተፈነወላ ዕለት ኢያ።   ብጻይ ኢዮብ፣ ካብ ግዜ ንእሰነቱ ኣትሒዙ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ፣ ልዑል ፍቕሪ ህዝቡን ሃገሩን ተዓጢቑ፣ ንነብሰይ ይጥዓመኒ ከይበለ፣ […]

Stockholm Seminar Report

By EFDM- Sweden Branch The Eritrean Federal Democratic Movement has conducted a public open seminar for the Eritrean Forces for democratic change in Stockholm on 19th, Saturday 2015 at the Kista Hall in the afternoon and has held it up to seven in the evening.   The theme of the seminar was , Dialogue for […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net